ሓፈሻዊ 2ይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ዓዲ ሓቂ ንመማህራን ዘገልግል ሎከር/መትሐዚ ዶክመንት ብጨረታ ኣወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ፣ስለዚ ሕጋዊ ፍቃድ ዘለኩም ግብሪ እዚ ዘመን ዝከፈልኩም ነዚ ዝስዕበ ዝርዝር ሓበሬታ ብምርኣይ ክትጫረቱ ንዕድም።
  • Posted Date: ሰሉስ ጥቅምቲ 6, 2011 (over 6 years ago)
  • Closing Date: ሰሉስ ጥቅምቲ 20, 2011 04:00 Morning (closed)
  • Bid Bond:2000.00
  • location: መቐለ
  • Bid Document Price:0.00
  • Bid Opening Date: ሰሉስ ጥቅምቲ 20, 2011 04:30 Morning
  • Wood and Wood Work/ Office Furniture/
  • Print
  • Pdf

1 ጨረታ ዝወፀሉ ዕለት 05/02/2011ዓ/ም

2 ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 20/02/2011 ዓ/ም ሰዓት 4:00 ንጉሆ

3 ጨረታ ዝኽፈተሉ ዕለት 20/02/201 ዓ/ም ሰዓት 4:30 ንጉሆ

4 እቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኹን ብኽፋል ናይ ምሰራዝ መሰል ኣለዎ።

5 ተጫራታይ መኸበሪ ጨረታ ብር 2000.00 ( ክልተ ሽሕ) ብጥረ ገንዘብ ከተሕዝ ኣለዎ።

6 ተጫራታይ ሰዓራይ ምዃኑ ብደብዳቤ ካብ ዝፍለጠሉ ጀሚሩ ኣብ ውሽጢ 10 (ዓሰርተ) ናይ ስራሕ መዓልቲ ሰሪሑ የረክብ።ኣብቲ ዝተበሃሎ እዋን ተዘይኣረኪቡ ንመኸበሪ ጨረታ ዘትሓዞ ገንዘብ ናብ ቤት ትምህርቲ ኣታዊ ኮይኑ እቲ ዝተጫረተ ሎከር ንጨረታ ይወፅእ።

7 ምስሊ እቲ ሎከር ካብ ፋይናንስን ምምሕዳርን ቤት ት/ቲ ምውሳድ ይከኣል።

ዓይነት በዝሒ መስርሒ ስፍሓት ዋጋ
ብር ሳን
ሎከር/ሸልፍ መትሓዚ ዶክመንት ብብረት ዝስራሕ 02 - ትቦ ላረ በዓል 30 ርጉዲ ሓደን ርብዕን/1.25/

- ላሜራ በዓል ሓደ ሙሉእ

- ቁልፊ ብጓንጉቸር ዝቑለፍ ብፕያቶ ወይ ብፌሮ ኣንጎሎ ነዃል ገይርካ ብምብያድ

- ጎኒ *ቁመት* ወርዲ 147*143*40ሳ.ሜ ጠቅላላ በዝሒ መቐመጢ ደኩመንት 20 ተኸፋቲ ኮይኑ እተነ ዝኽፈታ ጎኒ 25 ሳ.ሜ *ቁመት*33 ሳ.ሜ ቀለም ዝዕገት ክቕለም ኣለዎ

እግሪ ሸልፍ 7 ሳ.ሜ

Backs
Tender Category