ቤትፅሕፈትትልምንፋይናንስንወረዳሓዉዜንዝተፈላለዩንብረታት ፕሪንተራት: ከምፒተራት: በርሚል ጠብጠብታ :ታይፕራይተረት: ዓብይቲ ሚዛን :ዝተፈላለዩ ሓፂን መፂንን መትከኪ ናይ ንህቢ :ዓይነር ግቢና ይንህቢ ናይ መኪናጎማ ሞተርሳይክልን ቆረቆሮታትን ካልኦትንብግልፂ ጨረታኣወዳዲረና ክንሸይጥንደሊ
  • Posted Date: ረቡዕ ሰነ 3, 2007 (over 9 years ago)
  • Closing Date: ሰሉስ ሰነ 16, 2007 06:00 Afternoon (closed)
  • Bid Bond:0.00
  • location: ሓዉዜን
  • Bid Document Price:0.00
  • Bid Opening Date: ሰሉስ 5, 2005 06:00 Afternoon
  • Other Sale/
  • Print
  • Pdf

ምልከታጨረታ

ቤትፅሕፈትትልምንፋይናንስንወረዳሓዉዜንዝተፈላለዩንብረታት ፕሪንተራት: ከምፒተራት: በርሚል ጠብጠብታ :ታይፕራይተረት: ዓብይቲ ሚዛን :ዝተፈላለዩ ሓፂን መፂንን መትከኪ ናይ ንህቢ :ዓይነር ግቢና ይንህቢ ናይ መኪናጎማ ሞተርሳይክልን  ቆረቆሮታትን ካልኦትንብግልፂ ጨረታኣወዳዲረና ክንሸይጥንደሊ

ተጫራቲከማልእዎምዝግባእረቆሒታት

 1  ናይቲመወዳደሪሰነድጨረታዝኮነንግዲፍቃድይሃልዎብዘይገድስክወዳደርዝክእልምኮኑ::

  2 ሰነድመግዝኢጨረታዘይምለስ  30 /ሳላስብር/ከፊሎምካብዕለት   1/ 10 /2007 ዓ/ም  ክሳብ 16/ 10 /2007 ዓ/ም  ካብወረዳሓዉዜንቤትፅትትልምንፋይናንስን  ከ/ሰ/ዕ /ፍ/ንብረትምምሕዳር ብምዉሳድ ዋጋመሊኢኩምብፖስታ ዝተዓሸገ ናብጨረታሰደቃ ከአቱዝክእል::

3  ጨረታመክበሪብጥረገንዝብ  3000 /ሰለስተሽሕቅርሺ/ወይድማብባንኪዝተመስከረሉ ስፒኦ ቅድሚጨረታምክፋቱከትሕዝዝክእሉ::

4 ቤትፅሕፈትና ብሙሉእ ይኩንብክፋልናይ ምስራዝ መሰልናዝተሐለወእዩ::

 5  እቲጨረታኮነኢሉዘዛበዐወይከጭበርብርዝሞከረካብቲጨረታክወፅእተገይሩዘተሐዞ ጨረታመክበሪ ተወሪሱበቲናይዕዳጋመምርሕንድንጋገንብሕጊታሓታቲይከዉን::

6  ሕጋዊዝተሐደሰናይመንነትካርዲ/መታወቅያ/ፎቶኮፒገይሩከታሓሕዝዝክእል::

7  ድሕሪጨረታምክፋቱዝኮነይኩንመማሐየሺኣብጨረታሰነድዘይፍቀድምካኑ::

8  ተጫራታይዝሳዓራይምኮኑካብዝፈለጠሉዕለትጀሚሩኣብዉሽጢ  10መዓልቲእቲ ንብረት ሙሉእክፍሊትከፊሉከልዕልዝክእልእንተዘይኣሊዒሎምድማዘትሓዝዎናይጨረታመክበሪናብመንግስቲ ካዝና አታዊይከዉን::

9  አብቲጨረታከይዲቅሬታእነተሃሊዎምጨረታሰዓራይካብዝተፈለጠሉዕለትጀሚሮምአብዉሽጢ  3መዓለቲቅሬትኡናብ  ት/ፋይናንስንቤት ፅ/ት  ከቅርብይከአል::

10  እዚጨረታዕለት  16 /10 /2007 ዓ/ም  ሰዓት  8:00 ተዓፅዩሽዑንሽዑ  8:30  ኣብ ወረዳ ሓዉዜን  ት /ፋይናንስን  ከ/ሰ/ዕ/ፋ/ንብረትምምሕዳርበዓልዋናወይሕጋዊ ወኪል ኣብዘለወሉ ይክፈት ንተወሳኺሓበሬታብስልኪቁፅሪ   03 46 67 00 78  ወይ  0914099601  ምሕታትይካአል::

መተሓሳሳቢ

  1. በርሚል ጠብጠብታ: መዓር መፃረይ ማሽን: መትከኪ ናይ ንህቢ :ዓይና ርግቢ ናይ ንህቢ ማሕረሻ: ስርናይ አብሕረሻእታወታትመክዚንከይድካምርአይይካአል::

 

 

Backs
Tender Category