ኣብ ኮሚሽንፖሊስ ክልልትግራይ ግልጋሎት ዝዉዕል ዝተፈላለዩ ዓይነት ንብረታት አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ::
  • Posted Date: ረቡዕ ሰነ 3, 2007 (over 9 years ago)
  • Closing Date: ሶኒ ሰነ 8, 2007 06:00 Afternoon (closed)
  • Bid Bond:0.00
  • location: መቐለ
  • Bid Document Price:0.00
  • Bid Opening Date: ሰሉስ 5, 2005 06:00 Afternoon
  • Electronic Equipment & Accessories/
  • Print
  • Pdf

                  ግልፂጨረታ

ኣብ ኮሚሽንፖሊስ ክልልትግራይ ግልጋሎት ዝዉዕል ዝተፈላለዩ ዓይነት ንብረታት አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ::

ተወዳደረቲከማልእዎዝግባእ::

1 ተወሳኺእሴት/ቫት/ተመዝጋቢዝኾነወረሓዊድክለርዝገብርንመረዳእታኣታሓሒዙ ከቅራብዝኽእል::

2  ሕጋዊንግዲፈቓድዘለዎን ናይዚዓመትግብሪዝኸፈልሉመረዳአታሓሒዙከቕርብ ዝክእል::

3  ናይመቕረባይነትንግልጋሎትወሃባይነትንፈቃድአታሓሒዙ ከቅርብዝክእል ::

4 ናይግብሪከፋሊመለለይ/TIN/ኣታሓሒዙ ከቅራብዝኽእል::

5  ጨረታመኽበሪ

  • ናይ ኤሌክትሮኒክስ  ብር 5,000.00 /ሓሙሽተ ሽሕ ቅርሺ/ ብሰፒኦ ከቅርቡ ዝክእሉ::

6 ተወዳደረቲንዝሸነፍዎንብረትኣብዉሽጢ 5ተ መዓልቲዉዕልምእሳርዝክእል::

7 ተወዳደረቲ ዝሰዓርዎ ንብረት ሰዓራይ ምካኑ ካብ ዝተነገሮም ዕለት ኣብዉሽጢ 10 መዓልቲ ብናይ ባዕሎም መጎጎዓዝያከቕርቡ ዝክእሉ::

8   ተወዳደረቲኣብዝመልእዎፕሮፎርማማህተምፊርማንሙሉእኣ/ሻቑፅሪክገልፁዝኽእሉ::

9   ተወዳደረቲን ንሕድሕድሰነድ ብር 30.00  ብምኽፋል ወሲዶም ዝመልእዎ ጨረታ ካብ ዕለት 01/ 10 /2007 ዓ/ም  -  08/10/ 2007  ዓ/ም ቐትሪ ሰዓት  8:00 አብመ/ቤተናዝተዳለወ ናይ ጨረታ ሳንዱቅ ምእታዉዝኸእሉኾይኖምአብቲዕለትሰዓት 8:30  ተዓሺጉ ሰዓት 9:00 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኪሎም አብዝተረኸብሉይኽፈት::

10  ኮሚሽናዝሐሸመማረፂእንትረኪቡብኽፋልይኹንብሚሉእናይምስራዝመሰሉሕሉዉእዩ::

11 አብ ናይ ዋጋ መቅረቢ ዝተኸልእ ዋጋ ጨረታ ካብ ዝተከፈተሉ ዕለት ጀሚሩ ን 10 መዓልቲ ፀኒዑ ይፀንዕ::

12   ንተወሳኺሐበሬታብስቐፅሪ   0344406577 ደዊሎምወይከዓ ብኣካልኮሚሽንፖሊስ ክልል ትግራይ ቢሮቑፅሪ 208 ቐሪቦምምሕታትይከአል::

 

 

 

Backs
Tender Category