ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን ከተማ ሸራሮ ንኮሌጅና ግልጋሎት ዝዉዕሉ ብዝተፈላለዩ ዘርፍታት ማለት እዉን ሃለቅትን ቀወምትን ኣቅሑታት ከም መሳርሒ ፅሕፈት መሳርሒ : ህንፃ መሳርሒ : ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስን : መለዋወጢ ኣቅሑት መኪና : መሳርሒ ፅሬት : ዓለባ : ዕጥቂ ስፖርትን: ኣቅሑት ሕትመትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

1 ናይ 2010 ዓም ዝተሐደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፈቃድ ከቅርብ ዝክእል

2 ናይ ግብሪ ከፋላይ መለለይ ቲን ቁፅሪ ምስክር ወረቀት ከቅርቡ ዝክእሉ

3 ናይ 2010 ዓም ዝተሐደሰ ናይ መቅረባይነት ምስክር ወረቀት ከቅረቡ ዝክእሉ

4 ቫት ዝተመዝገብክምሉ ናይ ወርሒ ሐምለ 2010 ዓም ናይ ቫት ድክለሬ ዝገበርሉ መረዳእታ ከቅርቡ ዝክእል

5 እትህብዎ ዋጋ ጨረታ ካብ ዝተከፈተሉ ዕለት ጀሚሩ ን 45 መዓልቲ ፀኒዑ ዝፀንሕ ይከዉን

6 ተጫረቲ እትመልእዎ መጫረቲ ዋጋ ቫት ዝሐወሰ ክክዉን ይግባእ

7 ኣብ ሰነድ ጨረታ ዘይምላክቲ ተወዳደርቲ ዝመልኦ ዋጋ ቫት ሓዊሱ ከምዝመልኦ ይሕሰብ

8 መወዳደር ሰነድ ጨረታ ስርዝ ድልዝ ዘይብሉ ሽም ኣድራሽ ናይቲ ትካል ማህተምን ፊርማን ክህልዎ ይግባእ

9 ተጫረቲ ዘይምለስ 30 ቅርሺ ብምክፋል ሰነድ ጨረታ ካብ ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን ሸራሮ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንስ ምምሕዳር ንብረትን ካብ ዕለት 15/12/2010 ዓም ክሳብ 30/12/2010 አብ ናይ ስራሕ መዓልቲ ካብ ሰዓት 2:00 ንጉሆ ጀሚሩ ሰነድ ጨረታ ክትወስዱ ትክእሉ ምካንኩም እንዳገለፅና ጨረታ ዝዕፀወሉ 1/13/2010 ዓም ንጉሆ ሰዓት 4:00 ተዓፅዩ በቲ ዕለት እሱ 4:30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት ይኩን ደኣምበር ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ብዘይምርካቦም ከይተከፈት ዝምለስ ጨረታ ኣይህልዉን

10 ተጫረቲ ናይ ጨረታ መከበሪ ንህንፃ መሳርሒን:ኤሌከትሮኒክስ : ንመሳርሒ ፅሕፈትን 5000 : ንመሳርሒ ኤሌክትሪክ : ንመለዋወጢ ኣቅሑት መኪና : ናይ ፅሬት መሳርሒን : ንመሳርሒ ሕትመት : ንዕጥቂ ስፖርትን ዓለባን 3000 ሕጋዊ ዉሕስና ካብ ዘለዎም ባንክታት ብስፒኦ ወይ ብጥረ ገንዘብ ጨረታ መከበሪ ከትሕዝ ዝክእል

11 ሰዓራይ ተጫራታይ ሰዓራይ ምካኑ ካብ ዝተገለፀሉ ናይ ዝሰዓሮ ጠቅላላ ዋጋ 10 ሚእታዊ ዉዕሊ መከበሪ ብምሓዝ ኣብ ዉሽጢ 3 ተከታተልቲ ናይ ስራሕ መዓልቲታት ብኣካል ቀሪቡ ዉዕሊ ክኣስር ዝክእል

12 ሰዓራይ ተጫራታይ ዉዕሊ ካብ ዝአሰረሉ ዕለት ጀሚሩ ዝሰዓሮ ንብረት መሊኡ አብ ዉሽጢ 10 ተከታተልቲ ናይ ስራሕ መዓልቲታት ከቅርብ ዝክእል

13 ተወዳደርቲ ዝሰዓርዎ ንብረት ብናይ ባዕሉ መጎዓዝያ ናብ ኮሌጅ ኣታዊ ክገብሩ ዝክእሉ

14 ትካልና ተጫረቲ ካብ ዝሰዓርዎ ሕድሕድ ንብረት 20 ሚእታዊ ክዉስክን ክቅንስን ዝክእል ምካኑ እናሐበርና

15 ትካልና ነዚ ጨረታ ዝሐሸ ኣማራፂ እንተረኪቡ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ንተወሳኪ ሐበሬታ 0345500382 

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
  • ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (58)
    • ኮንስትራክሽን (1047)
      • ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4461)
        • ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (256)
          • ሕርሻ (508)
            • ህንፃ መሳርሒ (7192)
              • ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1689)
                • ምምካር (180)
                  • ትምህርቲን ስልጠና (199)
                    • ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1830)
                      • ምግብን መስተን (514)
                        • እግድ (40)
                          • ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (77)
                            • ፈርኒቸር (1283)
                              • ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
                                • ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
                                  • ጥዕና (266)
                                    • ናገዛ ኣቁሑት (87)
                                      • ኢንሹራንስ (4)
                                        • ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (288)
                                          • መሬትን ሊዝን (59)
                                            • ፅገና (833)
                                              • ናይ ሕክምና ኣቁሑት (426)
                                                • መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
                                                  • ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (2985)
                                                    • መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
                                                      • ምስሊን ቀረፃን (23)
                                                        • ስራሕቲ ሕትመት (1658)
                                                          • ስራሕቲ ምልላይ (83)
                                                            • ክራይ (737)
                                                              • መሸጣ (1182)
                                                                • ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (93)
                                                                  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8589)
                                                                    • ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (360)
                                                                      • መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
                                                                        • ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (831)
                                                                          • ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (360)
                                                                            • ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (578)
                                                                              • መኽዝን (33)
                                                                                • ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (237)
                                                                                  • ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (267)
                                                                                    s