ምልክታግልፂጨረታ
ቢሮትልሚንፋይናንስን ናይ ዝተፈላለዩ ሕትመታት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክሕትም ይደሊ ስለዚ
1 በቲዘርፊናይዘመኑዝተሐደሰሕጋዊንግዲፍቓድከቅርብዝኽእል::
2 ናይግብሪከፋላይመለለይቑፅሪ TIN ሰርተፊኬትከቅርብዝኽእል::
3 ንተወሳኪእሴትታክሲ /VAT ዝተመዝገበ VAT ምዝገባሰርቲፊኬትን ናይ ሚያዝያ /2007 ዓ/ም VATድክላሬሽንኦርጅናልንሓደኮፒከቅርብዝኽእል:;
4 በቲዘርፊናይመቕረባይነትዝተመዝገበምኻኑናይዘመኑዝተሐደሰምስኽርወረቐትሓደኮፒን ከቅርብ ዝኽእል::
5 ኣብቲጨረታሰዓራይዝኮነተወዳደደሪ እቲ ዝድለ ሕተመት ብናይባዕሉመጎዓዝያነዚ ተባሂሉ ዝተመደበ ቦታ ከረክብ ዝኽእል::
6 ንተጫረቲን ዝተዳለወዝርዝርመምረሒጨረታንሰነድነጨረታ ንዘለዉ ዝርዝር ሕትመት ንሕድሕድሰነድዘይምለስ ብር 30.00 /ሳላሳ ቅርሺጥራሕ/ እናኸፈለ ካብቢሮትልምንፋይናንስን ከይንብረትምም/ርንቢሮቑፅሪ2-19ካብ 17 /09 /2007 ዓ/ም ክሳብ 01/ 10/2007 ዓ/ም ኣብዘሎግዚያትኣብናይስራሕሰዓትብኣካልብምቅራብሰነድጨረታገዚኡክወዳደርይክእል::
7 ተጫረቲናይጨረታዉሕስናመኽበሪ ሰነድጨረታ ብር 3000.00 ሰለስተሽሕ ብር ጥራሕ ብሽም ቢሮትልምን ፋይናንስን / Bureau of plan & finance / ብ CPOወይብስቲፋይድቼክዉይድማ ብጥረገንዝብናብዝተዳለወናይቢሮናጨረታሳንዱቅ ወይድማጨረታቅደሚምክፋቱከቅርብዝኽእል::
8 እቲጨረታዕለት 01 /10 /2007 ዓ/ም ልክዕሰዓት 4:00 ንጎሆተዓፅዩበቲዕለትሰዓት 4:30 ንጎሆኣብቢሮትልምንፋይናንስንከይዲንብረትምም/ርንቢሮቑፅሪ 2-19 ተጫረቲወይሕጋዊወከልቶም ኣበዘለዉሉይኽፈት::
9 ቢሮናነቲጨረታዝሐሸመማረፂእነተረኪቡብሙሉእይኹንብኽፋልናይምስራዝመሰሉዝተሐለወእዩ::
10 እቲጨረታምስተከፈተቢሮናናይቲዝግዛእንብረትመጠንክሳብ 20 % ክቅንስክዉስክይክእልእዩ::
11 ሰዓራይእቲዘቕርቦ ሕትመት ብበዓልሞያተፈቲሹትክክለኛነቱምስተረጋገፀጥራሕ ክፍሊት ዝፍፀም ይኸዉን::
13 ንዝበለፀሓበሬታብቴሌፎንቑፅሪ 03444105291/ 0344406200/01-09 ናይዉሽጢመስመር 227 : 265 ደዊልካምሕታትዝከኣልምኻኑንሕብር::
Backs