ምድብ 1 ኤለክትሮኒክስ ምድብ 2 ናይ ፈርኒቸር አቁሑት ምድብ 3 ናይ ፅሕፈተ መሳርሒ ምድብ 4 ናይ መካይን ጎማታትን ካላማደርያን ምድብ 5 ዘገልገሉ አቁሑት ምድብ 6 ፅሬት መሳርሒ
1 በዚ ዘርፊ ናይ ዘመኑ ዝተሐደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ሓደ ኦርጅናልን ሐደ ኮፒን ከቅርብ ዝክእል
2 ናይ ግብሪ ከፋላይ መለይ ቁፅሪ ቲን ሰርቲፈኬት ሓደ ኦርጅናልን ሐደ ኮፒን ከቅርብ ዝክእል
3 ናይ ተወሳኪ እሴት ታክስ ዝተመዝገቡ ምዝገባ ሰርተፈኬት ከቅርብ ዝክእል
4 ናይ መስከረም 2010 ዓም ናይ ቫት ድክላሬሽን ኦርጅናልን ኮፒን ከቅርብ ዝክእል
5 በቲ ዘፈር ናይ መቅረባይነት ዝተመዝገበ ምካኑን ናይ ዘመኑ ዝተሐደሰ ምስክር ወረቀት ሓደ ኦርጅናልን ሐደ ኮፒን ከቅርብ ዝክእል
6 ኣብተ ጨረታ ሰዓራይ ዝኮነ ተወዳደሪ ዝሰዓሮ ንብረት ዉዕሊ ካብ ዝአሰረሉ ዕለት ጀሚሩ አብ ዉሽጢ 10 ናይ ስራሕ መዓልቲ ብናይ ባዕሉ መገዓዝያ ናብ ቤት ፅሕፈትና ስቶር ክፍሊ በቲ ዝተሐተተ ፅሬትን መጠንን ከቅርብ ዝክእል
7 ናይ መወዳደሪ ደኩመነት ስርዝ ድልዝ ዘይብሉ ናይቲ ትካል ሽምን ኣድራሻን ማህተምን ፌርማን ዘለዎ ክከዉን ይግባእ
8 ተጫረቲ ዝተደለወ ዝርዝር መምርሒ ጨረታ ሰነድ ሰነድ ዘይምለስ 50 ቅርሸ ብምክፋል ካብ ቢሮ ቁፅሪ 109 ቤት ፅሕፈት ህወ ሓት ካብ ዕለት 04/10/2010 ዓም ክሳብ ዕለት 14/10/2010 ዓም ኣብ ናይ ስራሕ ሰዓት ገዚኡ ክወስድ ይዕድም
9 እቲ ጨረታ ዕለት 14/10/2010 ዓም ዓም ልክዕ ሰዓት 8:30 ተዓፅዩ ሰዓት 9:00 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዘለዉሉ ይክፈት
10 ተጫረቲ መከበሪ ጨረታ ዉሕስና ንኤለክትሮኒክስ 5000 ቅርሺ ንፅሕፈት መሳርሒ 2000 ብር ንፈርኒቸር 5000 ብር ንጎማታት 4000 ብር ንዘገልገሉ አቁሑት ፅሬት መሳርሕን ብነፃ ጥራሕ ብጥረ ገንዝብ ወይ ብስፒኦ ወይ ብቼክ ብሽም ቤት ፅሕፈት ወሓት ፋይናንስ ዘቅርብ ክክዉን አለዎ
12 ቤት ፅሕፈትና ነቲ ጨረታ ዝሐሸ መመረፂ እንተረኪቡ ሙሉእ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ
13 እቲ ጨረታ ምስተከፈተ ቤት ፅሕፈትና ነቲ ዝግዛእ ንብረት ክሳብ 25 ሚእታዊ ክዉስክ ወይ ክቅንስ ይክእለ እዩ
14 ሰዓራይ እቲ ዘቅርቦ ንብረት ብበዓል ሞያ ተፈቲሹ ትክክለኛነቱ ምስተረጋገፀ ጥራሕ አታዊ ኮይኑ ገንዝብ ክፍሊት ይኣቱ ንተወሳኪ ሐበሬታ 0344 414129
Backs