ቤት ፅሕፈት ምምሕዳር ዞባ ምዕራብ ትግራይ አብ በጀት ዓመት 2010 ዓም ናይ ቢሮ ማሽነሪ ናዉቲ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

 1 በቲ ዘፈር ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለዎም

2 ናይ መቅረባይነት ዝተመዝገቡን ተወሳኪ እሴት ታክስ ተመዝገብቲ ዝኮኑን ናይ ወርሒ ሚያዝያ ድክለሬሽን ዘቅርቡን

3 ሰነድ ጨረታ ካብ 27 ጉንበት 2010 ዓም ክሳብ 11 ሰነ 2010 ዓም ካብ ቤት ፅሕፈት ምምሕደር ዞባ ምዕራብ ሑመራ ክፍሊ ቁፅሪ 11 ወይ ካብ ቤት ፅሕፈት ርእስ ምምሕዳር ክልል ትግራይ መቀለ ክፈሊ ቁፅሪ ካብ 3 ክሳብ 19 እናደከፈልካ ምዉሳድ ይከኣል

4 ንብረት ርክክብ ዝግበረሉ ቦታ መቐለ ወይ ሑመራ

5 ሰዓርቲ ነጋዶ ዘቅርብዎ ንበረት ብሰብ ሞያ ኣፈቲሹም ከቅርቡ ዝክእሉ

6 ጨረታ ኣብ ኣየርዝፀንሐሉ እዋን ካብዕለት 27/ 09/ 2010 ዓምክሳብ 11/10/ 2010 ዓ/ም ንተካታተልቲ 15 ናይ ስራሕ መዓልቲ ይከዉን

7 ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 12/10/ 010 ዓምሰዓት 3፡00 ቅድሚ ቀትሪ ኮይኑጨረታዝክፈተሉዕለት 12/10/ 010 ዓ/ምሰዓት 4፡00 ኣብ ቤት ፅሕፈት ርእሰ ምምሕዳር ብሄራዊ ክልል ትግራይ መቐለ ክፍሊ ቁፅሪ ካብ 3 ክሳብ 19

8 ተወዳደርቲ ዝርዝር ምልክታ ጨረታ ካብ ከተማ መቐለ ቤት ምክሪ ዘፈር ማሕበራት ምልክታ መለጠፊ ቦርድ ኣብ ከተማ ሰቲት ሑመራ ምልክታ መለጠፊ ቦርድ ተለጢፉ ሰለዝርከብ ዝርዝር ሐበሬታ ምንባብ ይክእሉ

9 ቤት ፅሕፈትና እዚ ጨረታ ብክፋል ይኩን በሙሉእ ናይ ምስራ ዝመሰሉ ዝተሐለወ

ንተወሳኪ ሐበሬታ ብቁፅሪ ስልኪ 0344480001 0344480014 

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
  • ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (58)
    • ኮንስትራክሽን (1047)
      • ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4461)
        • ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (256)
          • ሕርሻ (508)
            • ህንፃ መሳርሒ (7192)
              • ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1689)
                • ምምካር (180)
                  • ትምህርቲን ስልጠና (199)
                    • ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1830)
                      • ምግብን መስተን (514)
                        • እግድ (40)
                          • ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (77)
                            • ፈርኒቸር (1283)
                              • ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
                                • ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
                                  • ጥዕና (266)
                                    • ናገዛ ኣቁሑት (87)
                                      • ኢንሹራንስ (4)
                                        • ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (288)
                                          • መሬትን ሊዝን (59)
                                            • ፅገና (833)
                                              • ናይ ሕክምና ኣቁሑት (426)
                                                • መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
                                                  • ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (2985)
                                                    • መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
                                                      • ምስሊን ቀረፃን (23)
                                                        • ስራሕቲ ሕትመት (1658)
                                                          • ስራሕቲ ምልላይ (83)
                                                            • ክራይ (737)
                                                              • መሸጣ (1182)
                                                                • ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (93)
                                                                  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8589)
                                                                    • ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (360)
                                                                      • መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
                                                                        • ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (831)
                                                                          • ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (360)
                                                                            • ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (578)
                                                                              • መኽዝን (33)
                                                                                • ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (237)
                                                                                  • ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (267)
                                                                                    s