ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ ፅገና ጋራጅ ሰርቪስ ግልጋሎት :ሓለዋ ዋርድያ :ሕትመት ሰራሕቲ: ባነር ሸራ ስራሕቲ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደሊ ንተወዳደርቲ ይዕድም
  • Posted Date: ቀዳም ጉንበት 25, 2010 (over 6 years ago)
  • Closing Date: ሶኒ ሰነ 11, 2010 03:30 Morning (closed)
  • Bid Bond:0.00
  • location: መቐለ
  • Bid Document Price:50.00
  • Bid Opening Date: ሶኒ ሰነ 11, 2010 04:00 Morning
  • Printing & Publishing Service/
  • Print
  • Pdf

ተጫረቲ ከማልእዎም ዝግባእ ረቋሒ ታት

1. ናይዚ ዘበን ግብሪ መንግስቲ ዝከፈልኩም

2. ፍቃድ ንግዲ ዘሐደስኩምን 3. መለለዩ ቁፅሪ ከፈልቲ ግብሪ መረዳእታ ክተቅርቡ ትክእሉ

4. ተወሳኪ እሴት ታክስ ዝተመዝገብኩምን ናይ ወርሒ ሚያዝያ 2010 ዓም ሒሳብ ዘፍለጥኩምሉ መረዳእታ ክተቅርቡ እትክእሉን

5. መቅረባይነት ዝተመዝገበኩምን መረዳእታ ክተቅርቡ እትክእሉን

6. መክበሪ ጨረታ ንጋራጅ 30,000 ቅርሺ ንግልጋሎት ሓለዋ ዋርድያ 20,000 ቅርሺ ንግልጋሎት ምርባሕ ቅዳሕን ማለትዉን ፎቶኮፒን ምጥራዝን 15,000 ቅርሺ ንስራሕቲ ሸራ ባነር 10,000 ቅርሺ ብሲፒኦ ክተትሕዙ እትክእሉ

7. ሰነድ ጨረታ ብሽምዒ ብዝተዓሸገ ፖስታ ሓደ ዋናን ሓደ ቅዳሕን ንዚ ጨረታ ተባሂሉ ናብ ዝተዳለወ ሳንዱቅ ጨረታ ኣብ ደጋፊ ከይዲ ስረሕ ዕደጋ ቁፅሪ ቢሮ 42 አብ ናይ ስራሕ ሰዓት ምእታዉ ትክእሉ

8. እቲ ጨረታ ካብ 11 ሰነ 2010 ዓም ሰዓት 3፡ 30 ቅድሚ ቀትሪ ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 4 ፡00 ቅድሚ ቀትሪ ይክፈት

9. ጨረታ ዝሰዓረ ትካል ብዝተዉሃቦ መዐቀኒ ረቋሒ መሰረት ዘቅርብን መወዳደሪ ዋጋ ተወሳኪ እሴት ታክስ ሓዊሱ ከቅርብ ይግባእ

10. ተጫራታይ ብመዐቀኒ ረቋሒ መሰረት ጥራሕ ከቅርብ ዝክእል ኮይኑ መቅረባይ ትካል ብናይ ባዕሉ መጋዕዝያ ናብ ቢሮ ሓለወ ጥዕና ክልል ትግራይ ኣታዊ ይገብር

11. ሰዓራይ ትካል ዉዕሊ ካብ ዝኣሰረሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ዉሽጢ 60 መዓልቲ ኣታዊ ዝገብርን ዉሕስና

12. ነዚ ዝተዳለወ ሰነድ ጨረታ ካብ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ቁፅሪ ቢሮ 42 ንነፍስወከፍ ዘይምለስ 50 ቅርሺ ብምክፋል ምዉሳድ ትክእሉ

13. ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ዝሓሸ ኣመራፂ እንተረኪቡ እዚ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታÂ ብቁፅሪ ስልኪ 0344404715 ወይድማ 0344400451ደዊልካ ምሕታት ይከኣል

Backs
Tender Category