ኒኮላስ ሮቢንስን ቤት ትምህርቲ ኣብ 2010 በጀት ዓመት ንቤት ትምህርቲ ላብራቶሪ ግልጋሎት ዝዉዕሉ ኬሚካላትን ካልኦት ንብረታትን ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
  • Posted Date: ሓሙስ ጉንበት 16, 2010 (over 6 years ago)
  • Closing Date: ሰሉስ ጉንበት 28, 2010 09:00 Afternoon (closed)
  • Bid Bond:0.00
  • location: መቐለ
  • Bid Document Price:0.00
  • Bid Opening Date: ሰሉስ ጉንበት 28, 2010 09:10 Afternoon
  • Chemicals and Reagents/
  • Print
  • Pdf

እዚ ዝስዕብ ረቋሒ እተማልኡ ተጫረቲ አብቲ ጨረታ ንክትሳተፉ ይዕድም

1 ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም

2 ንግዲ ፍቓድ ዘሐደስኩም

3 VAT ወይ TOT ዝተመዝገብኩም

4 ናይቲ ጠቅላላ ዘእተዉዎ ናይ ጨረታ ዋጋ 2% CPOብሰም ኒኮላስ ሮቢንሰን ቤት ትምህርቲ ከትሕዙ ዝክእሉ

5 ናይ ጨረታ ሰነድ ዘይምለሰ 30.00 /ሰላሳ ቅርሺ/ ብምክፋል ካብ ዕለት 16/09/2010 ዓ/ም 28/ 09/2010 ዓ/ም ምዕዳግ ዝክእሉ

6 ጨረታ ዕለት 28/09/2010 ዓ/ም ሰዓት 9:00 ተዓሺጉ ዕለት 28/ 09/2010 ዓ/ም ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኪላቶም ኣብ ዘለዉዎ ሰዓት 9:10 ኮይኑ ተጫረቲ ጨረታ ደኩመንት አብ ዝእትዉሉ እዋን o ጨረታ ሰነድ ኦርጅናል ምስ ኮፒ o CPO ኦርጅናል

7 ጨረታ ሰነድ ዝገ ዝአሉ ናብ ቤት ትምህርቲ ገንዘብ መቀበሊ ደረሰኝ ኮፒ

8 ንግዲ ፍቃድ ምዘገባ መቅረባይ ቲን ቁፅርን ቫት ወይ ቲኦቲ ኮፒ ብዝተዓሸገ ኢንቨሎፕ ገይሮም ነዚ ተባሂሉ ኣብ ዝተዳለወ ሰንዱቅ ጨረታ የእትዉ

9 ካብዚ ዝተዓሸገ ፖስታ ሽም ተጫራታይ ብግልፂ ክፀሓፍ እቲ ዝተዓሸገ ፖስታ ኦርጅናል ን ኮፒ ተባሂሉ ክፀሓፍ አለዎ

10 አብ እዋን ጨረታ ተጫራታይ ወይ ሕጋዊ ወኪሉ እንተዝይቐሪቡ እቲ ጨረታ ሰነድ አይክፈትን ወይ እቲ ሰነድ አብ ዘየለኹሉ ይከፈት ዝብል አብቲ ዝተዓሸገ ፖስታ ይፀሓፈሉ

11 ኻልእ ተጫራታይ ኣብ ዝቀርብ ዋጋ ተደሪኩ ዋጋ ምቅራብ ካብ ጨረታ የሰርዝ እዩ 12 ትካልና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ እቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኹን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ ኣድራሻና ዓዲ ሽምዱሑን ኒኮላስ ቤት ትምህርቲ ንዘበለፀ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 03 42 40 01 59 / 03 44 40 61 86

Backs
Tender Category