ኮሌጅ ጋርመንት መቐለ ኣብ 2010 ዓም በጀት ዓመት ካልአይ በጀት ዓመት ንትካልና ከገልግሉ ዝክአሉ ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
  • Posted Date: ዓርቢ ጉንበት 3, 2010 (over 6 years ago)
  • Closing Date: ዓርቢ ጉንበት 17, 2010 04:00 Morning (closed)
  • Bid Bond:4500.00
  • location: መቐለ
  • Bid Document Price:30.00
  • Bid Opening Date: ዓርቢ ጉንበት 17, 2010 04:15 Morning
  • Electronic Equipment & Accessories/
  • Print
  • Pdf

1 ካብ ብር 100,000.00 ሚኢቲ ሽሕ ብር ንላዕሊ ዋጋ ኣብ ዘለዎም ዕደጋ ዝሳተፋ ንጋዶ ተወሳኪ እሴት ታክስ ቫት /VAT/ ዝተመዝገቡን ናይ ወርሒ ሚያዝያ 2010 ዓም ዲክለሬሽን : ቫት መፍለይ ቁፅሪ /Tin/ ከፋላይ ግብሪ : ናይቲ ክንዕድጎ እንደልዩ ኣቅሓ ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቃድ: ዝተሐደሰ ዝተሐደሰ ናይ መቕረባይነት ምስክር ወረቀት ከቕርብ ዝክእል

2 ካብ ኮሌጅ ጋርመንት መቐለ ደጋፊ /ከ/ሰ/ዕ/ፋ/ን/ምምሕዳርን ካብ ዕለት 3/9/2010 ዓ/ም ክሳብ ዕለት 17/09/2010 ዓ/ም አብ ዘሎ ናይ ስራሕ ሰዓት ብምምፃእ ሰነድ ጨረታ ብብር 30 /ሰላሳ / ብምግዛእ ክትወስዱ ከምትክአሉ ብምፍላጥ ሳንዱቅ ጨረታ ዕለት 17/09/2010 ዓ/ም ልክዕ ሰዓት 4:00 ብምዕፃዉ ድሕሪ 15 ደቂቃ ማለት 4:15 ስለዝኽፈተ በቲ ዝተቀመጠ ናይ መእተዊ ግዜ ብምምፃእ ናብቲ ኣብ ከየዲ ስራሕና ዝተደወልከም ሳንዱቅ ጨረታ ሰነድ ጨረታኩም ንክትእትዉ የፍልጥ :: አብ እዋን ምኽፋት ጨረታ ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኪላቶም ከርከቡ ይኽእሉ እዮም::

3 ተጫረቲ መኽበሪ ጨረታ ብር 4500 ብ CPO ብስፒኦ ከትሕዙ ዝክእሉ::

4 ዝሰዓሮ ንብረት በቲ ዝወፀ ሰፐስፊክሼን መሰረት ናብ ትካልና ብናይ ባዕሉ ወፃኢ መጋዓዝያን መራገፍን ከቕርብ ዝኽእል

5 ትካልና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ብሙሉእ ወይ ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰል አለዎ::

አድራሻና ትግራይ መቐለ ቀበሌ 18 ድሕሪ ሆቴል አብርሃ ካስትል ወይ ድሕሪ ፍፁም ብርሃን ዓይኒ ሕክምና

ንተወሳኪ ሐበሬታ ብቁፅሪ ስልኪ 0342403912/ 0933101421

Backs
Tender Category