ኣብ ክፍለ ከተማ 1ይ ወያነ ቤት ፅሕፈት ት/ፋይናንስን 2010 ዓም ናይ ጀነሬተር ዕድጊት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ ሕጋዉያን ነጋዶ ክትወዳደሩ ንዕድም
  • Posted Date: ሓሙስ ጉንበት 2, 2010 (over 6 years ago)
  • Closing Date: ሰሉስ ጉንበት 21, 2010 08:30 Afternoon (closed)
  • Bid Bond:3000.00
  • location: መቐለ
  • Bid Document Price:50.00
  • Bid Opening Date: ሰሉስ ጉንበት 21, 2010 09:00 Afternoon
  • Electro-Mechanical Products and Services/
  • Print
  • Pdf

1 ናይ ዘመኑ ግብሪ ዝኸፈሉ ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቃድ ቲን አብ መቅረብቲ ዝተመዝገበሉ መረጋገፂ ዘቅርብን ናይ ቫት መወዳእታ ወርሓዊ ሪፖርት ብትካልኩም ዝወፀ አካዉንት ናምበር ዘቅርቡን

2 ዝተዓሸገ ፖስታ ገይሮም 1 ኦርጅናል ደኩመንት 1 ፎቶ ኮፒን ከቅርብ ዝኽእሉን ናይ ትካሎም ማህተም ዝዓረፎም ፖስታ ዘቕርቡ

3 መከበሪ ጨረታ 3000 ቅርሺ ብሲፒኦ ከቅርቡ አለዎም

4 ሰነድ ጨረታ መዐደጊ ብር 50

5 ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት ምልክታ ካብ ዝተጋወሐሉ ዕለት ጀሚሩ ክሳብ ዕለት 21/09/2010 ዓ/ም 8:30 ተዓፅዩ ጨረታ ዝኽፈተሉ ድማ በቲ ዕለት ሰዓት 9:00 ይኽፈት እዚ ጨረታ ካብ ዝተጋወሐሉ ዕለት ጀሚሩ ዝተዳለወ ጨረታ ሰነድ ምዉሳድ ዝከአል ምኻኑ

6 ቤት ፅሕፈት ነቲ ጨረታ ብክፋል ይኹን ብምሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

7 ሰነድ ጨረታ ኣብ ከይዲ ስራሕ ዕደጋን ፋይናንስን ንብረት ምምሕዳርን አብ ስራሕ ሰዓት እንዳመፃእኩም ክትወስዱ ትክእሉ ምኻንኩም ንሕብር

8 ኣድራሻና ኣብ ክፍለ ከተማ ቐደማይ ወያነ ቤት ፅ/ት ትልምን ከባቢ ጁብሩክ 1ይ ደብሪ ቢሮ ቁፅሪ 14 እዩ

ንዝበለፀ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0937023598 ወይ 0342405123 ደዉልካ መብርሂ ምሕታት ይከኣል

Backs
Tender Category