ዓ/ዓዲ ቤት ህንፀት ማእከል አብ 2010 በጀት ዓመት ንቲ ማእከል ግልጋሎት ዝዉዕሉ ቆወምቲ ንብረታት ከም ፈርኒቸር ዝተፈላለዮ ናይ ኤለክትሮኒክስ መሳርሒታት ናይ ህንፃ መሳርሕታት ካብ ሕጋዊያን ነጋዶ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

1 ተጫረቲ በቲ ዘርፊ ሕጋዊ ንግዲ ፍቓድ ዘለዎን አብ ናይ መቅረብቲ ዝርዝር ዝተመዝገቡን መረዳእታ ከቅርቡ ዝክእሉ

2 ተጫረቲ ናይ ቫት ዝተመዝገቡ ምዃኖም መረዳእታ ዘቕርቡን ናይ ከፈሊ ግብርን መለለይ ቲን ናምበር ዝክእል

3 ተጫረቲ ናይ ወርሒ ጥሪ ዲክለር ዝገበሩ ምዃኖም መረዳእታ ከቕርብ ዝክእል

4 ተጫረቲ ግበሪ 2009 ዓ/ም ዝኸፈሉን ንግዲ ፈቃድ 2010 ዓ/ም ዘሐደሱን

5 ተጫረቲ ዝጫረትሉ መወደደሪ ዋጋ ብዘይ ስርዝ ድልዝ መሊኦም ብንፁር ሸምን ፊርማን ማህተምን ብዘተዓሸገ ፖስታ አብ ዓ/ዓዲ ቤት ህንፀት ማእከል ደ/ከ/ስ/ዕ/ፋ/ን/ምም/ርን ንጨረታ አብ ዝተዳለወ ሳንዱቅ ክእትዉ ዝክእል

6 ተጨራታይ ጨረታ ካብ ዘሸነፈሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ዉሽጢ 6 ተ ናይስራሕ መዓልቲ ሕጋዊ ዉዕሊ አሲሩ መክበሪ ዉዕሊ 10% ብጥረ ገንዘብ ወይ ብባንኪ ዝተረጋገፀ ቼክ ወይ ስፒኦ ከትሕዝ ዝክእልን ተጨራታይ ዘሸነፎ ንብረት ብናይ ባዕሉትራንስፖርት ናብ ዓ/ዓዲ ቤት ህንፀት ማእከል ክቕርብ ዝክእል

7 ተጫረቲ ዘሸነፍዎ ንብረት ሳምፕል ከቅርብ ዝክእል 7 ተጫረቲ ናይ ጨረታ ሰነድ /Specification/ ዘይምለስ 30 ብምክፋል ካብ ደ/ከ/ስ/ዕ/ፋ/ን/ምም/ርን ቤት ህንፀት ማእከል ምዉሰድ ይኽእለ

8 ጨረታ አብ አየር ዝፀንሐሉ ግዜ ካብ ዕለት 26 /08/2010 ዓ/ም ክሳብ 16/09/2010

9 ጨረታ ዝክፈተሉ ዕለት 17/09/2010 ዓ/ም ሰዓት 3:30 ተዓፅይ ሰዓት 400 ይክፈት

10 ተጫረቲ ንጨረታ መክበሪ ዝምለስ 5000 /ሓሙሽተ ሽሕ ብር/ ብጥረ ገንዘብ ወይ ብባንኪ ዝተረጋገፀ ቼክ ወይ ስፒኦ ከትሕዙ አለዎም

11 ተጫረቲ ብዘይ ኣገባብ ጨረታ ንምዝባዕ ዝፈተኑ ሕጋዊ ስጉምቲ ንወስድ ምዃና ከምኡ እዉን ዘተሓዝዎ ጨረታ መኽበሪ ገንዘብ ዝዉረስ ምኻኑ ክፈልጡ አለዎም

12 አብ እዋን ጨረታ ምርኣይ ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኪሎም ክርከቡ አለዎም ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኪሎም ብዘይ ምቅራቦም ጨረታ ምክፋት/ ምርኣይ/ ኣይተአጓጎልን

13 ትካልና በጀቱ ብምርኣይ 20% ናይ ምዉሳክን ወይ ናይ ምቅናስን መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

15 ማእከልና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ብሙሉእ ይኹን ብክፋል ናይ መስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ 16 ተጫረቲ ግልፂ አብ ዘይኮነሎም ብአካል መፂኦም ወይ ብስልኪ ቁፅሪ 0348460123 0914154817 / 0919098882 ደዊልካ ምሐታት ይከኣል

Backs
Tender Category