ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ክልል ትግራይ ካብ መደበኛ በጀት ን2010 ዓም በጀት ዓመት ካብ ዝተመደበልና በጀት ንዝተፈላለዩ ግልጋሎት ዝዉዕል መለዋወጢ ኣቅሑት መኪና ብግልፂ ጨረታ ኣወዳድሩ ክዕድግ ይደሊ
  • Posted Date: ቀዳም ሚያዝያ 20, 2010 (over 6 years ago)
  • Closing Date: ዓርቢ ጉንበት 3, 2010 04:00 Morning (closed)
  • Bid Bond:0.00
  • location: መቐለ
  • Bid Document Price:30.00
  • Bid Opening Date: ዓርቢ ጉንበት 3, 2010 04:30 Morning
  • Vehicle Spare Part/
  • Print
  • Pdf

1 ሕጋዊ ንግዲ ፍቓድ ዘለዎም ኮይኖም ናይ 2010 ዓ/ም ግብሪ ዝኸፈሉ ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቓዶ መረዳአታ ከቕርቡ ዝኽእሉ::

2 መለለይ ቁፅሪ ቲን/TIN/ ከቕርቡ ዝኽእሉ::

3 ተወሳኺ እሴት ታክሲ /VAT/ ዝተመዝገቡን መረደእታ ከቕርቡ ዝኽእሉን::

4 ኣብ ዝርዝር መቅረባይነት ዝተመዝገቡ ዝተሐደሰ መታወቂያ መረዳእታ ከቅርቡ ዝክእሉ

5 ወርሓዊ ዲክላሬስን ናይ ወርሒ ለካቲት 2010 ዓ/ም ከቕርቡ ዝክእሉን::

6 ተጫረቲ ዘይምለስ ብር 30 ብምክፍል ሰነድ ጨረታ ካብ ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ክልል ትግራይ ደ/ከ/ስ/ዕ/ፋ/ን/ምም/ርን ዕደጋ ክፍሊ ምዉሳድ ይክእሉ

7 ተጫራታይ ቤት ፅሕፈትና ካብ ዘወፀኦ ዝርዝር ወፃኢ ምቕራብ ኣይከአልን

8 ተጫረቲ ኣብ ዋጋ መወዳደሪ ዝቀረበሎም ሰንጠረዥ ሽምን ክታም ኣድራሻን ማህተምን ብዘይ ምንም ስርዝ ድልዝ ከስፍሩ አለዎም::

9 ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 3/09/2010 ዓ/ም ሰዓት 4:00 ዝኽፈተሉ ዕለት 3/09/2010 ዓ/ም ሰዓት 4:30 ይከዉን

10 ቤት ፅሕፈትና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ብኽፋል ይኹን ብሙሉእ ነቲ ጨረታ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

11 ኣድራሻና ጥቃ ቐዳማይ ብርኪ ሃፅይ ዩዉሃንስ ቤት ትምህርቲ ብኣካል ብምቅራብ ክወስዱ ይክእሉ

ንተወሳኺ ሐበሬታ ብስልኪ ቑፅሪ 0344402420 ብምድዋል ምሕታት ይኽእሉ

Backs
Tender Category