ቤት ትምህርቲ ኒኮላስ ሮቢንስን ኣብ 2010 ዓም መሳርሒ ፅሕፈት አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
  • Posted Date: ሓሙስ ሚያዝያ 4, 2010 (over 6 years ago)
  • Closing Date: ዓርቢ ሚያዝያ 12, 2010 07:20 Afternoon (closed)
  • Bid Bond:0.00
  • location: መቐለ
  • Bid Document Price:30.00
  • Bid Opening Date: ዓርቢ ሚያዝያ 12, 2010 07:30 Afternoon
  • Stationery Supplies/
  • Print
  • Pdf

ስለዚ ብናይ ባዕሎም ጨርቂ ሰፈዩም ከቅርቡ ካብ ዝክእሉ ነጋዶ ብጨረታ አወዳዲሩ ከዕድግ ከስፊ ይደሊ

1 ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቃድ እዚ ዘመን ዘለዎም

2 ዝተሐደሰ ወረቀት መቅረባይነት ዘቅርብ

3 ቲን ቁፅሪ ዘለዎ 4 ቲኦቲ /TOT/ ወይ ቫት /VAT/ ምዝገባ ቫት ኮይኑ ሕጋዊ ደረሰኝ ዘቅርብ

4 ንመክበሪ ጨረታ ካብ ጠቅላላ ዋጋ 2% ስፒኦ ክትሕዝ ዝክእል ኣብቲ ጨረታ ይሳተፍ

5 ሰነድ ጨረታ ብር 30 ብምክፋል ካብ ቤት ት/ትና ተሓዚት ገንዝብ ምዕዳግ ይከአል

6 ሰነድ ጨረታ ዝሽየጠሉ ካብ 03/8/2010 ዓም ክሳብ 12/8/2010 ዓም ሰዓት 8:00

7 ጨረታ ዝክፈተሉ ዕለት 12/8/2010 ዓም ሰዓት 7:20 ተዓሺጉ በቲ ዕለት 7:30 ይክፈት እቲ ትካል እቲ ጨረታ ብክፋል ይኩን ብምሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ 0342400138

Backs
Tender Category