ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ሕንጣሎ ወጅራት ናይ ዝተፈለላዩ ሴክተራት ናዉቲ ቤት ዕዩ መሰርሒ : ፅሕፈትን ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

1 ዘርፊ ሕጋዊ ንግዲ ፈቃድ ዘለኩምን

2 ናይ 2010 ዓም ንግዲ ፍቃድ ዘሐስኩም

3 ናይ 2010 ዓም ዝተሐደሰ ናይ መቅረባይነት መስክር ወረቀት ከቅርብ ዝክእል

4 ናይ ግብሪ ከፋላይ መፍለይ ቁፅሪ ዘለኩም ቫት ተመዝገብቲ ዝኮንኩም ወረሓዊ ዲክለሬሽን ክተቅረቡ እትክእሉ

5 ኩሉ ሰነድ ጨረታ ቅደሕን ዋናን ኣብ ዝተዓሸገ ክቀርብ ዝክእል

6 ጨረታ መክበሪ ንናዉቲ ቤት ዕዩ 5000 ቅርሺ ንመሳርሒ ፅሕፈት 5000 ቅርሺ ብባንኪ ዝተረጋጊፁ ስፒኦ ወይ ብጥረ ገንዝብ ከትሕዝ ዝክእል

7 ድሕሪ ቅሬታ ሰለስተ ናይ ስራሕ መዓልቲ ሰዓራይ ኣካል ጨረታ ካብ ዝሰዓረሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ዉሽጢ ሰለስተ ናይ ስራሕ መዓልቲታት ዉዕሊ ክኣስር ዝክእል

8 ሰነድ ጨረታ ስርዝ ድልዝ እንተሃለዉ ካብ ጨረታ ወፃኢ ይከዉን

9 ሰነድጨረታኣብቤትፅሕፈትልምዓትእቶትወረዳሕንጣሎዋጅራት ቢሮ ቁፅሪ 12 ከምእዉን 50 ቅርሺብምክፋል ሰነድ ጨረታ ዝርዝር ዝሐዘ ካብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስ ኬዝ ቲም ዕደጋ ቁፅሪ 8 ምዉሳድ ትክእሉ

11 ብተወሳኪ ኣብዚ ዘይተካተቱ መምርሒታት ብመምርሒ ስርዓት ዕድጋ ክልልና ኣዋጅ ቁፅሪ 2 155/2007

12 ዋጋ ፀኒዑ ዝፀንሕሉ ግዘ 60 መዓልቲ ክፀንሕ ከም ዝክእል ክንገልፅ ንፈቱ

13 ሰነድ ጨረታ ካብ ዕለት 24/7/2010 ክሳብ 9/8/2010 ዓም ምዉሳድ ትክእሉ

14 ጨረታ ሳንዱቅ ዕለት 9/8/2010 ዓም ሰዓት 3:30 ተዓፅዩ ብተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 4:00 ተጫረቲ ወይ ድማ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት ተጫረቲ ብዘይምርካብም ከይዲ ጨረታ ኣይተኣጎጎልን

15 ቤት ፅሕፈትና ዝሐሸ አማራፂ እነተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ንተወሳኪሓበሬታብስልኪቁፅሪ 0344310195/0935335537 ደዊልኩም ምሕታትትክእሉ 

Backs
Tender Category