ካዛ ካፒታል ኣቅሑት ፋይናንስ ንግዲ ስራሕ ኣ/ማ ኣብ በጀት ዓመት 2010 ዓም ንትካልና ግልጋሎት ዝዉዕሉ ናይ መኪና ጎማ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
  • Posted Date: ሶኒ መጋቢት 24, 2010 (over 6 years ago)
  • Closing Date: ሰሉስ ሚያዝያ 2, 2010 03:30 Morning (closed)
  • Bid Bond:2000.00
  • location: መቐለ
  • Bid Document Price:20.00
  • Bid Opening Date: ሰሉስ ሚያዝያ 2, 2010 04:00 Morning
  • Vehicle Spare Part/
  • Print
  • Pdf

1 ናይ 2010 ዓም ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቃድ መፍለይ ቐፅሪ TIN ዘለዎም ኣብ ዝርዝር መቅረብቲ ዝተመዝገቡ ምካኖም መረዳእታ ፎቶ ኮፒ ከቅርብ ዝክእል ከምእዉን ቫት ተመዝገብቲን ዝኮንኩምን ተመዝገብቲ ዘይኮንኩምን ክትወዳደሩ ትክእሉ ኢኩም

2 መከበሪ ጨረታ ብባንኪ ዝተረጋገፀ ስፒኦ ወይ ናይ ባንኪ ዉሕስና ብር 2000 ከትሕዝ ዝክእል

3 ካብ ዕለት መጋቢት 20/2010 ዓም ክሳብ ሚያዝያ 2/2010 ዓም ዘሎ ግዜ ዘይምለስ ብር 20 እናከፈልኩም ካብ ካዛ ናይ ካፒታል ኣቅሑት ፋይናንስ ኣማ ኣብ ደደቢት ማይክሮ ፋይናንስ ህንፃ ኣብ መሬት ኮይኑ ንምዕራብ ገፅ ዝርከብ ካዛ ክፈሊ ዕደጋ ፋይናስን ካብ ሶኒ ክሳብ ዓርቢ ስራሕ ሰዓት ቀደማ ድማ ክሳብ ሰዓት 6:00 ኣብ ዘሎ ግዜ ምግዛእ ትክእሉ

4 እቲ ጨረታ ዕለት ሚያዝያ 2/2010 ዓም ዓም ሰዓት 3:30 ተዓፅዩ ብተመሳሳሊ መዓልቲ ሰዓት 4:00 ተጫረቲ ወይም ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ አብ ካዛ ናይ ካፒታል ኣቅሑት ስራሕቲ ንግዲ ኣማ ክፍሊ ፋይናንስ ብግለፂ ይክፈት

5 ተጫረቲ ፋይናንሻል ቴክኒካል ሰነድን ነኒበይኑ ብዝተዓሸገ ኢንቨሎፕ ኦርጅናል ሰነድ ናብ ካዛ ናይ ካፒታል ኣቅሑትን ፋይናንስ ንግዲ ስራሕ ኣማ ደደቢት ማይክሮ ፋይናንስ ህነፃ ኣብ መሬት ንምዕራብ ገፅ ዝርከብ ካዛ ክፍሊ ዕደጋ ፋይናንስ ብምምፃእ ነዚ ዝተዳለወ ናይ ጨረታ ሳንዱቅ አታዊ ትገብሩ ትክእሉ

6 እዚ ጨረታ ፀኒዑ ዝፀንሐሉ ግዘ ጨረታ ካብ ዝተከፈተሉ ዕለት ጀሚሩ ን 30 መዓልቲ ፀኒዑ ዝፀንሕ ይከዉን

7 ኣብዚ ጨረታ ሰዓራይ ዝኮነ ተወዳዳሪ ከብ ዘሸነፎ ጠቅላላ ዋጋ 10 ሚእታዊ ኣትሒዙ ዉዕሊ ክኣስር ዝክእል

8 ሰዓራይ ዝኮነ ትካል ዘሸነፎ ኣቅሑት ብናይ ባዕሉ ትራንስፖርት ናብ ቢሮና ኣታዊ ይገበር

9 ቢሮና ካብ ዝዕድጎም ኣቅሑት ከምኣድላይነቱ 20 ሚእታዊ ናይ ምዉሳክን ናይ ምቅናንስ ይክእል ብሙሉእ ኮነ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ንዝበለፀ ሐበሬታ ብቁፅሪ ስልኪ 0342400081

Backs
Tender Category