ማሕበር ረድኤት ትግራይ /ማረት/ ዓራትን ፍርናሽን /Bed folding and matteres/ ብጨረታ ኣወዳዲሩ ንምድዳግ ይደሊ

ስለዚ ክትጫረቱ ዝደልዩ ተጫረቲ በዚ ቀፂሉ ዝተዘርዘሩ ብዘሎ መሰረት ክወዳደሩ ዝክእሉ ምካኖም ይሕብር።

1. ናይ 2010 ዓ/ም ዝተሓደሸ ንግዲ ፍቃድ ዘለዎም ተጫረቲ ካብ ቢሮ ቁፅሪ 613 /100/ ቅርሺ ከፊሎም ናይ ጨረታ ዲክመንት ክውስዱ ይክእሉ።

2. ተጫረቲ ዝተመዝገብሉ ናይ ቫት ሰርቲፊኬትን ናይ ወርሓዊ ዲክለር ናይ ታክሲ ክፍሊትን ናይ ቲን ዝተመዝገብሉም ምካንኩም መረጋገፂ ክተቅርቡ ይግባእ ፎቶ ኮፒን ኦርጂናለ ሒዞም ክቅርቡ ኣለዎም

3. ተጫረቲ ካበ ዘቅርብዎ ጠቅላላ ዋጋ 2% ናይ ጨረታ ውሕስና መክበሪ /ቢድቦንግ/ ሕጋውነቱ በዝተረጋገፀ ሲፒኦ ክትሕዙ ኣለዎም ጥረ ገንዘብ ምትሓዝ ኣይፍቀድን

4. ተጫረቲ ዝተጫረትሉ ሰነድ ንዝተኣሸገ ፓስታ እዚ ጨረታ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት ጀሚሩ ክሳብ 27/07/2010 ዓ/ም ሰዓት ሓሙሽተ/5:00/ ናብ ማረት ቤት ፅሕፈት ኩሉ ጊዜ ኣብ ስራሕ ሰዓት እቲ ሰነድ ጨረታኦም ክቅርቡ ይክእሉ

5. ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲ ዕለት 27/07/2010 ዓ/ም ሰዓት 9:00 ኣብ ማረት ቤት ፅሕፈት ተጫረቲ ወይከዓ ሕጋዊ ወኪሎም ኣብ ዝተረከብለየ እዩ

6. ኣብ ጨረታ ዘሸነፈ መቅረባይ እቲ ኣቅሑት ንምቅራብ ውዕሊ ካብ ዝኣሰረሉ ዕለት ኣብ ዘሎ 15 መዓለቲ ውሽኒ እቲ ንብረት ኣታዊ ክገብሮ ኣለዎ

7. ሕድ ሕድ ገፅ ማሕተም ዕለት ክሕልዎ ኣለዎ ከምዑ ድማ ናይ ጨረታ ሰነድ ዝተመልዐሊ ዋጋ ስርዝ ድልዝ እንተኮንኑ ተቀባልነት የብሉን

8. ኣብቲ ጨረታ ዝተጠቀሲ መዴል /specification/ ምስራዝ ኣይከኣልን 9. እቲ ድርጅት ዝሐሸ ኣማራፂ ተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ 034-44063000 /4406640 /4406641

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
  • ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (58)
    • ኮንስትራክሽን (1047)
      • ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4461)
        • ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (256)
          • ሕርሻ (508)
            • ህንፃ መሳርሒ (7192)
              • ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1689)
                • ምምካር (180)
                  • ትምህርቲን ስልጠና (199)
                    • ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1830)
                      • ምግብን መስተን (514)
                        • እግድ (40)
                          • ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (77)
                            • ፈርኒቸር (1283)
                              • ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
                                • ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
                                  • ጥዕና (266)
                                    • ናገዛ ኣቁሑት (87)
                                      • ኢንሹራንስ (4)
                                        • ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (288)
                                          • መሬትን ሊዝን (59)
                                            • ፅገና (833)
                                              • ናይ ሕክምና ኣቁሑት (426)
                                                • መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
                                                  • ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (2985)
                                                    • መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
                                                      • ምስሊን ቀረፃን (23)
                                                        • ስራሕቲ ሕትመት (1658)
                                                          • ስራሕቲ ምልላይ (83)
                                                            • ክራይ (737)
                                                              • መሸጣ (1182)
                                                                • ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (93)
                                                                  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8589)
                                                                    • ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (360)
                                                                      • መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
                                                                        • ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (831)
                                                                          • ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (360)
                                                                            • ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (578)
                                                                              • መኽዝን (33)
                                                                                • ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (237)
                                                                                  • ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (267)
                                                                                    s