ኒዉ ሚለንየም ኮለጅ ንትካሉ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
  • Posted Date: ረቡዕ መጋቢት 12, 2010 (over 6 years ago)
  • Closing Date: ዓርቢ መጋቢት 21, 2010 03:00 Morning (closed)
  • Bid Bond:10000.00
  • location: መቐለ
  • Bid Document Price:50.00
  • Bid Opening Date: ዓርቢ መጋቢት 21, 2010 09:30 Afternoon
  • Stationery Supplies/
  • Print
  • Pdf

1 ናይ ጨረታ መክበሪ ቢድ ቦንድ ካብ ጠቅላላ ዋጋ 10,000(ዓሰርተ ሽሕ)ብCPO ከትሕዙ ዝክእል

2 ዝርዝር ጨረታ ሰነድ ዘይምለስ 50 ብር ብምክፋል ካብ ዕደጋ ክፍሊ ምዉሳድ ይከኣል 3 እዚ ጨረታ ኣብ አየር ዝፀንሐሉ እዋን ካብ 12/7/2010 ዓም ክሳብ 21/7/2010 ዓም ኮይኑ እዚ ጨረታ 21/7/2010 ዓም ሰዓት 3:00 ተዓፅዩ ሰዓት 9:30 ተጫረትቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይዕፈት ባዕሎም ወይ ሕጋዊ ወኪላም ብምትራፎም እቲ ጨረታ ካብ ምክፋቱ ዝእግደ ነገር የለን

4 ተጫራቲ ሰዓራይ ምካኑ ምስ ተነገሮ ኣብ ዉሽጢ ሐደ ናይ ስራሕ መዓልቲ ዉዕሊ ይኣስር

5 ሰዓራይ ተጨረቲ ኣብ ዘመልኦ ዋጋ ዝናስሕ እንተኮይኑ ዘትሐዞ ስፒኦ ናብ ኒዉ ሚሊንየም ኮሌጅ አታዊ ይከዉን

6 ተጫረቲ ቲን ቁፅሪን ንግዲ ምዝገባን ከቅርቡ ይግባእ

7 ተጫረትቲ ናይ 2010 ዓም ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቃድ ከቅርብ ይግባእ

8 ተጫረቲ ቫት ተመዝገብቲ እንተኮይኖም ናይ ዘቅርብዎ ዋጋ ምስ ቫቱ ሓዊሶም ከቅምጡ ይግባእ

9 ተጫረቲ ቫት ተመዝገብቲ እንተኮይኖም ቫት ዲክላሬሽን ከቅረቡ ይግባእ

10 ተጫረትቲ ሕጋዊ ደረሰሽ ዘለዎም ክኮኑ ይግባእ

11 ተጫረትቲ ዝመልእዎ ዋጋ ኒዉ ሚሊንየም አብ ዘዳልዎ ናይ ጨረታ ሰነድ ክከዉን ይግባእ ካብኡ ወፃኢ ዝቀርብ ተቀባለነት የብሉን

12 ኒዉ ሚሊንየም ኮሌጅ እዚ ጨረታ ብሉምሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ ንዝበለፀ ሓበሬታ ብቁፅሪ ስልኪ 0344410465/66/67 or 0910029870 ደዊልካ ምሕታት ይካኣል

Backs
Tender Category