ኤጀንሲ ልምዓትን ምምሕዳር ኣብያቲ ክልል ንቤት ዕዩና ግልጋሎት ዝዉዕል መለዋወጢ ኣቅሑት መኪና ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
  • Posted Date: ቀዳም መጋቢት 8, 2010 (over 6 years ago)
  • Closing Date: ቀዳም መጋቢት 22, 2010 04:00 Morning (closed)
  • Bid Bond:4000.00
  • location: መቐለ
  • Bid Document Price:100.00
  • Bid Opening Date: ቀዳም መጋቢት 22, 2010 04:30 Morning
  • Vehicle Spare Part/
  • Print
  • Pdf

1 ናይዚ ዘመን ዝተሓደሰ ፍቃድ ንግዲ ዘለኩም

2 ናይ ግብሪ ከፋሊ መለሊይ ቁፅሪ

3 ተወሳኪ እሴት ታክስ ቫት ዝተመዝገብኩምሉ ምስክር ወረቀት

5 ናይ ወርሒ ጥሪ 2010 ዓ/ም ወርሓዊ ዲክላራሲዮን መረዳእታ ክተቅርቡ ትክእሉ

6 ኣብ ናይ መንግስቲ ዝርዝር መቅረብቲ ዝተመዝገብሉ ምስክር ወረቀት ከቅርቡ ዝክእሉ

7 ተጫረቲ ዘይምለስ 100 ቅርሺ ብምክፋል ዝርዝር ናይ ጨረታ ሰነድ ካብ 7/7/2010 ዓ/ም ኣትሒዝኩም ክሳብ ዕለት 22/7/2010 ዓ/ም ካብ ቢሮ ቁፅሪ 14 ምዉሳድ ይክእል

8 ተጫረቲ ናይ ጨረታ ዉሕስና 4,000 /ኣርባዕተ ሽሕ ቅርሺ / ቅድሚ ጨረታ ምክፋቱ ብ ሲፒኦ ወይ ድማ ኣብ ኩነታት ዘይተመስረተ ናይ ባንኪ ዉሕስና ከቅርብ ኣለዎ

9 እቲ ጨረታ 22/7/2010 ሰዓት 4:00 ተዓፁ ኣብ ተመሳሳሊ መዓልቲ ሰዓት 4:30 ይክፈት

10 ኤጀንሲና ዝሐሸ መማረፂ እነተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብክፋል ይኩን ብምሉአ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዘተሐለወ እዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብ/ስልኪ ቁፅሪ 0344418509 ወይ ድማ 0344418514 ምሕታት ይካኣል

ኣድራሻ ሮማናት ሙዚቃ ቤት ውይ ድማ ህንፃ ታደሰ ሓጎስ ፊትለፊት 

Backs
Tender Category