ተቁ | ዝርዝር መግለፂ | መለክዒ | መጠን | ነፀላ ዋጋ | ጠቅላላ ዋጋ | መብርሂ |
1 | ሰድዩም ላምፕ /GECEM/ ጀስም 250W HOLDER ምስ ኣንቱል | ቁፅሪ | 60 | |||
2 | ቦዉሊክ በዓል 16 ኣብ ሐደ መስመር ቁመት 500 ሜትሮ | ሜትሮ | 500 | |||
3 | ናይ ባዉዛ /ኣምፑል/ ሐቆፊ ብረት/Arm/ ናይ ዝሐለፈ ዝተሰርሐ ሳንፕል መሰረት | ቁፅሪ | 60 |
1 እዚ ሰነድ ዘይምለስ 50 ብር ብምክፋል ከብ ቢሮ ቁፅሪ 6ተ ምዉሳድ ትክእሉ
2 አብዚ እትጫረቱ ቫት ተመዝገብትን ወርሓዊ ዲክለሬሽን እትግብሩ
3 በቲ መስመር ዝተሐደሰ ንግድ ፈቃድ ዘለኩም
4 ቲን ናምበር መቅረባየነት ዘለኩም
5 እዚ ጨረታ ካብ ዕለት 4/7/2010 ዓም ክሳብ 25/7/2010 ዓም ኣብ አየር ዝፀንሕ ኮይኑ ዕለት ሰዓት 3:00 ዕለት 25/7/2010 ዓም ተዓፅዩ ኣብ ዕለት እሱ ሰዓት 4:00 ይክፈት
6 መከበሪ ጨረታ ብር ስፒኦ 4000 ብር
7 እቲ ጨረታ ብክልተ ፖስታ ተዓሺጉ ኦርጅናልን ኮፕን ተባሂሉ ኣብ ሐደ ዓብይ ፖስታ ተዓኚጉ ይቀርብ
8 እዚ ቤት ፅሕፈት ኣብ ዝወፀ ጨረታ ዝሐሸ አማራፂ እንተረኪቡ 20 ሚእታዊ ናይ ምዉሳክ ወይ ምቅናስ ሓላፍነት ከምዘለዎ
9 ተጫረቲ ኣብ እትጫረትሉ ሽምን ፊርማን ማህተምን ክዓርፎ ከምዘለዎ
10 ንተወሳኪ ሐበሬታ ብስልክ ቁፅሪ 0344220008/0914845937
Backs