ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንስ ምምሕዳር ንብረትን ወረዳ ላዕላይ ኣዲያባ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ዝተፈላለዩ ናይ መስኖ ስትራክቸርን ካልኦትን አወዳዲሩ ክሰርሕ ይደሊ
  • Posted Date: ሶኒ መጋቢት 3, 2010 (over 6 years ago)
  • Closing Date: ሰሉስ መጋቢት 11, 2010 04:00 Morning (closed)
  • Bid Bond:3000.00
  • location: ላዕላይ አድያቦ
  • Bid Document Price:60.00
  • Bid Opening Date: ሰሉስ መጋቢት 11, 2010 05:00 Morning
  • Water Works Construction/
  • Print
  • Pdf
  • ሎትሓደዳይቨርሽንዊዝ ክሮሲንግ ካነል ኮንስትራክሽን ዝስረሐሉ ጣብያ ዓዲ ንግስቲ ፍሉይ ቦታ ማይ ኩመል ንህንፀት ዘድልዩ ግዜ 65 ማዓልቲታት ካላንደር ሓዊሱ ዝሰርሑ ዘፈር ስራሕቲ ኣናእሽተይ ንግዲ ትካላት ናይ ኮንትራክተር ደረጃ ደረጃ 10 ፍልፍል በጀት SDG
  • ሎተክልተሄድ ዎርክ ፅገና ምስካናሉ ኮንስትራክሽን ዝስረሐሉ ጣብያ ማይ ኣንበሳ ፍሉይ ቦታ ማይ ኩሖ ንህንፀት ዘድልዩ ግዜ 80 ማዓልቲታት ካላንደር ሓዊሱ ዝሰርሑ ዘፈር ስራሕቲ ኣናእሽተይ ንግዲ ትካላት ናይ ኮንትራክተር ደረጃ ደረጃ 10 ፍልፍል በጀት SDG
  • ሎትሰለስተክሮሲንግ ምስ ካናል ኮንስትራክሽን ዝስረሐሉ ጣቢያ ዓጊ ገደናን ካልእን ፍሉይ ቦታ ደሴት ንህንፀት ዘድልዩ ግዜ 70 ካላንደር ሓዊሱ ዝሰርሑ ዘፈር ስራሕቲ ኣናእሽተይ ንግዲ ትካላት ናይ ኮንትራክተር ደረጃ ደረጃ 10 ፍልፍል በጀት SDG
  • ካብ ተራ ቁፅሪ 1 እስካብ 3 ዝተዘርዘሩ ፕሮጀከትታት ናይ በጀት ሕፅረት እንተጋጢሙ ብናይ ማይ ሃፍቲ ምርጫ መሰረት ቀዳምነት ንህብ ምካና ንገልፅ
  • 1 ናይ 2009 ዓም ግብሪ ዝከፈለ
    2 ናይ 2010 ዓም ፍቃድ ንግዲ ዘሐደሰ
    3 ሎት 1, 2, 3 ንተወሳኪ እሴት ታክስ ዝተመዝገበን ናይ ወርሒ ታሐሰስ 2010 ዓም ሒሳብ ዘፍለጠሉ መረዳእታ ከቅርብ ዝክእልን ናይ ስራሕቲ ማይ ኮንስትራክሽን ስራሕ ፍቃድ ክተቅርቡ እትክእሉ መለለዩ ቁፅሪ ከፈልቲ ግብሪ ማለት እዉን ቲን ናምበር ናይ መቅረባይ ምስክር ወረቀት ዝተሓደሰ ከቅርብ ዝክእል
    4 ን ሎት 1, 2, 3 እተቅርብዎም ሰነድ ጨረታ ሓደ ዋናን ክልተ ቅዳሕን በበይኖም ተዓሺጎም ክቀርቡ አለዎም
    5 መከበሪ ጨረታ ንሕድሕድ ን ሎት 1, 2, 3 3000 ቅርሺ ብጥረ ገንዝብ ከትሕዝ ክእል
    6 ከይዲ ጨረታ ብዘይአግባብ ንመዝባዕ ምፍታን ብሕጊ ዘሕትትን ጨረታ ከይሳተፉ ክሳብ ምእጋድ ዘስዕብ ስጎምቲ ምካኑ ክፈልጡ ይግባእ
    7 ሰዓራይ ዝኮና ተወዳዳራይ ናይ ደኣንት ዋና ከትሕዝ ዝክእል
    8 ሕድሕድ ሰነድ ጨረታ እንትምላእ አድራሻ ፊርማ ማሕተም ክዓርፎ አለዎ
    9 ሕድሕድ ጨረታ እንትምላእ በቲ ዝቀረበ መዘርዝር ክምላእ አለዎ ናይ ባዕልካ መዘርዝ ምእታዉ አይፍቀድን
    10 ን ሎት 1, 2, 3 ሰዓራይ ዉዕሊ ክኣስር ከሎ ካብ ጠቅላላ ዋጋ 3% ወዕሊ መክበሪ ከትሕዝ አለዎ
    11 እቲ ሰነድ እንትምላእ ስርዝ ድልዝ ክህልዎ የብሉን እንተሃሊዎ ፊርማ ክዓርፎ አለዎ
    12 እቲ ቤት ፅሕፈት ነዚ ጨረታ ብክፋል ይኩን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ
    13 ጨረታ ካብ ዕለት 26/6/2010 ዓም ክሳብ 10/7/2010 ኣብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስ ከይዲ ስራሕ ዕደጋን ፋይናንስ ንብረት ምምሕዳርን ቁፅሪ 20 ኣብ ናይ ስራሕ ሰዓት ዘይምለስ 60 ቅርሺ እናከፈልኩም ሰነድ ጨረታ ክተወስዱ ትክእሉ
    14 ጨረታ ዝዕፀወሉ 11 መጋቢት 2010 ዓም ሰዓት 4:30 እንትከዉን ዝከፈተሉ ድማ ኣብዚ ዕለት ሰዓት 5:00 ይከዉን
    15 ንተወሳኪ ሐበሬታ ኣብ ሰነድ ጨረታ ይመልክቱ
    ንተወሳኪ ሐበሬታ ብቁፅሪ ስልኪ 0344320094 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል
     
Backs
Tender Category