ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ወልቃይት ናይ ቤት ፅሕፈት ልምዓት ሃፍቲ ማይን ማዓድንን ኢነርጅን ወረዳ ወልቃይት ኣብ 2010 ዓም በጀት ዓምት ኣብ ጣቢያ ዓዲ ጃሞሽ ቁሸት ከተማ 12 ቁሸት ዳዉሎ 5 ብድምር 17 ናይ ሐባር ዒላ ኣብ ዝተብሃለ ቦታ ብናይ SDG በጀት ንምስራሕ ብደረጃ 9 ኣናሽተይን ናይ ማይ ስራሕ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ የካቲት 22, 2010 (ልዕሊ 8 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ መጋቢት 11, 2010 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 10000.00
  • ቦታ: ወልቃይት
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ መጋቢት 11, 2010 04:30 ቅደሚ ሰዓት
  • ስራሕቲ ማይ
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

1 ኣብ 2010 ዓም ዝተሐደሰ ናይቲ ዘፈር ፈቃድ ንግዲ ዘለዎም

2 ኣብ 2010 ዓም ዝተሐደሰ ናይቲ ዘፈር መቅረባይነት መረዳእታ ከቅርብ ዝክእል

3 መለለይ ቁፅሪ ከፈልቲ ግብሪን ኣብ ተወሳኬ አሴት ታክስ ዝተመዝገበሉ መረደእታን ዋናን ቅዳሕን ከቅርበ ዝክእል

4 ናይ ወርሒ ጥሪ ዓዲ ዉሽጢ እቶት ወርሓዊ ሒሳብ ዘፍለጠሉ ዋናን ቅዳሕን ከቅርበ ዝክእል

5 ካብ ሜኔስቴር ማይ ሃፍቲ ወይድማ ካብ ክልል ሃፍቲ ማይ ዝተዉሃቦ ደረጃ 9 ኣናሽተይን ደቀቅቲ መረጋገፂ ብቅዓት መረዳእታ ዋናን ቅዳሕን ከቅርበ አለዎ

6 መከበሪ ጨረታ ቅድሚ ጨረታ ምክፋቱ 10000 ቅርሺ ብጥረ ገንዘብ ወይድማ ስፒኦ ከትሕዝ ዝክእል

7 መረዳእታ ሰርተፊኬት ዳኣንት ከቅርቡ ዝክእሉ

8 ሰነድ ጨረታ ካብ 20/6/2010 ዐም ክሳብ 11/7/2010 ዓም ኣብ ዘሎ ናይ ስራሕ ማዓልትን ሰዓትን 100 ቅርሺ ብምክፋል ካብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስ ወረዳ ወልቃይት ከይዲ ስራሕ ዕደጋን ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረትን እናወሰዱ ሐደ ዋናን ክልተ ቅዳሕን በበይኖም ብፖስታ ዓሺጎም ኣብ ልዕሊ እቲ ፖስታ ዋናን ቅዳሕን ተባሂሉ ተፃሒፉ ኣብ ዓብይ ፖስታ ተዓሺጉ ኣብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስ ወረዳ ወልቃይት ከይዲ ስራሕ ዕደጋን ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረትን ናብ ዝተዳለወ ሳንዱቅ ጨረታ ክእትዉ አለዎም

9 እቲ ጨረታ 11/7/2010 ዓም ሰዓት 4:00 ናይ ንጉሆ ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 4:30 ንጉሆ ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም አብ ዘለዉሉ ይክፈት

10 እቲ ቤት ፅሕፈት ካሊእ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ተወሳኪ 0913331379 / 0913751122 / 0913870684 

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
  • ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (58)
    • ኮንስትራክሽን (1047)
      • ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4461)
        • ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (256)
          • ሕርሻ (510)
            • ህንፃ መሳርሒ (7193)
              • ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1689)
                • ምምካር (180)
                  • ትምህርቲን ስልጠና (199)
                    • ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1832)
                      • ምግብን መስተን (515)
                        • እግድ (40)
                          • ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (77)
                            • ፈርኒቸር (1283)
                              • ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
                                • ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
                                  • ጥዕና (266)
                                    • ናገዛ ኣቁሑት (88)
                                      • ኢንሹራንስ (4)
                                        • ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (288)
                                          • መሬትን ሊዝን (59)
                                            • ፅገና (833)
                                              • ናይ ሕክምና ኣቁሑት (426)
                                                • መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
                                                  • ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (2985)
                                                    • መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
                                                      • ምስሊን ቀረፃን (23)
                                                        • ስራሕቲ ሕትመት (1658)
                                                          • ስራሕቲ ምልላይ (83)
                                                            • ክራይ (737)
                                                              • መሸጣ (1182)
                                                                • ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (93)
                                                                  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8589)
                                                                    • ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (360)
                                                                      • መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
                                                                        • ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (832)
                                                                          • ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (360)
                                                                            • ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (579)
                                                                              • መኽዝን (33)
                                                                                • ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (237)
                                                                                  • ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (267)
                                                                                    s