ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ቐረብ ከተማ መቐለ ንቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ካልሽየም ሃይፖክሎራይት( procurement of calcium hypochlorite ) ክዕድግ ይደሊ
  • Posted Date: ረቡዕ የካቲት 21, 2010 (over 6 years ago)
  • Closing Date: ዓርቢ የካቲት 30, 2010 04:00 Morning (closed)
  • Bid Bond:0.00
  • location: መቐለ
  • Bid Document Price:50.00
  • Bid Opening Date: ዓርቢ የካቲት 30, 2010 04:30 Morning
  • Chemicals and Reagents/
  • Print
  • Pdf

1 ናይ ዘመኑ ግብሪ ዝከፈለን ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቃድ ናይ መቅረባይነት መፍለይ ቁፅሪ ቫት ተመዝጋቢ ዝኮነ ናይ መቅረባይነት ምስክር ወረቀት መረጋገፂ ዘቅርብ

2 በዚ መሰረት ዝተዳለወ ሰነድ ጨረታ ካብ ቤት ፅሕፈትና ዕደጋ ክፍሊ ቢሮ ቁፅሪ 13 ካብ ዕለት 16/6/2010 ዓም ክሳብ 30/6/2010 ዓም ዘይምለሰ ብር 50 ብምክፋል ምዉሳድ ይክእሉ

3 ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 30/6/2010 ዓም ሰዓት 4:00 ኮይኑ በዚ ዕለት ሰዓት 4:30 ተጫረቲ ባዕሎም ወይ ወኪላቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት

4 ቤት ፅሕፈትና እቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይም ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ኣድራሻ ከተማ መቐለ 03 ቐበሌ ዞባ ምምሕዳር ብድሕሪኡ ንተወሳኪ ሐበሬታ ቁፅሪ ስልኪ 0344 407335

Backs
Tender Category