ቤት ፅሕፈት ማይ ግልጋሎት ከተማ የጭላ ካብ ዘለዎ በጀት ዓመት 2010 ዓም ንናይ ቤት ፅሕፈትና ዝዉዕል ንፅሕፈት መሳርሒ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ከዕድግ ይደሊ
  • Posted Date: ሓሙስ የካቲት 15, 2010 (over 6 years ago)
  • Closing Date: ሰሉስ የካቲት 27, 2010 03:00 Morning (closed)
  • Bid Bond:5000.00
  • location: የጭላ
  • Bid Document Price:30.00
  • Bid Opening Date: ሰሉስ የካቲት 27, 2010 04:00 Morning
  • Stationery Supplies/
  • Print
  • Pdf

1 ንተወሳኪ እሴት ታክስ ዝተመዝገብኩም ክኾኑ አለዎም ወርሓዊ ቫት ድክላሬሽን ከቅርቡ አለዎም

2 ናይ ግብሪ ከፋላይ መፍለይ ቁፅሪ/TIN/ ከቅርብ ዝክእል    

3 ናይ መቅረባይንት ምስክር ወረቀት ከቅርብ ዝክእል

4 በቲ መስመር ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቓድ ዘለዎም

5 መክበሪ ጨረታ 5000 ብጥረ ገንዝብ ወይ ብባንኪ ዝተረጋገፀ CPO ከትሕዝ ዝክእል

6 ሰነድ ጨረታ ብክልተ ፖስታ ኦርጅናል ኮፒን ኣብ ሐደ ዓብይ ፖስታ ተዓሺጉ ከቅርብ ከይኑ እቲ እተመልእዎ ዋጋ ናይቲ ድርጅት ላዕለዋይ ሓላፊ ተፈሪሙን ማህተም ዓሪፍዎ ምስ ኣድራሽ ዘቅርብ

7 ሰነድ ጨረታ እዙ ካብ ዝተቃለሐ ዕለት 13/06/2010 ዓም ዘይምለስ 30 ሰላሳ ቅርሺ ናይ ደኩመንት ዋጋ ብምክፋል ካብ ቤት ፅሕፈት ዘርፊ ማሕበራት ከተማ መቐለ ጨረታ ኮሚቴ ካብ ዝተቃለሐሉ ዕለት 13/6/2010 ዓም እስካብ ዐለት 27/6/2010 ዓም ሰዓት 3:00 ሰነድ ጨረታ ዝሽወጠሉ ኣብ አየር ዝፀንሐሉ ግዝ ኮይኑ ኣብቲ ዝተገለፀ ናይ ጨረታ መዓልቲ ሰዓት ይዕፆ ኣብ ተመሳሳሊ ዕለት 27/6/2010 ‘ም ሰዓት 4:00 እቲ ጨረታ ዝክፈተሉ ኮይኑ ድሕሪ ናይ ስራሕ መዓልትታት ዉዕሊ ዝእሰረሉ መከበሪ ኣፈፃፅማ ስራሕ ፕሪፎርማንስ ቦንድ ናይቲ ዝሰዓርዎ ድምር ዋጋ ከትሕዙ ዝክእል

ንዝበለፀ ሐበሬታ ስልኪ ቁፅሪ 0344220126/ 0069 /0914260636/ 0963511559/ 0914215255

Backs
Tender Category