ሆስፒታል ቅድስተ ማርያም አክሱም ንቲ ሆስፒታል ግልጋሎት ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ ሕትመታት መሳርሒ ፅሕፈት አቁሑት ፅሬት አቁሑት ህንፃ ደንቢ ክዳን ፃዕዳ ጣፍ አቁሑት ኤለክትሪክን ኤለክትሮኒክስን ዝዉገዱ ንብረት ንምሻጥን ንምግዛእ ስለዝደለየ ተወዳዲርኩም ክተቅርቡ እትደልዩ ሕጋዉያን ነጋዶ ክትጫረቱ ይደሊ

1. ንጣፍን ህንፃ መሳርሕን ተወሳኪ እሴት ታክስ ተመዝገብቲ ዘይኮኑ ዉን ክወዳደሩ ይክእሉ ዮም ንካልኦት ግና ተወሳኪ እሴት ታክስ ተመዝገብቲ ጥራሕ ይወዳደሩ ናይ ወርሒ 30 ጥሪ ዲክሌር ዝገበርኩም ክትቀርቡ ትክእሉ

2. ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም ናይዚ ዘበን ግብሪ ከፊልኩም ዝተሓደሰን ሓደ ቅዳሕ ዘቅርብ

3. መለለዩ ቁፅሪ ከፈልቲ ግብሪ ዘለኩም ቅዳሕ እተቅርቡን

4. መረዳእታ ዝተሓደሰ መቅረባይነት ዘለኩም ሓደ ቅዳሕ እተቅርቡን ክትወዳደሩ ትክእሉ

5. ሰነድ ጨረታ ዘይምለስ 30 ቅርሺ ብምክፋል ካብ 13 ለካቲት 2010 ዓም ክሳብ 28 ለካቲት 2010 ዓም 3፡30 ምዉሳድ ይከኣል

6. ሰነድ ጨረታ መወዳደሪ ዋጋ መሊእኩም ብዝተኣሸገ ፖስታ ኣብ ሆስፒታልና ቅድስት ማሪያም ከይዲ ስራሕ ዕድጋን ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረት ካብ 13 ለካቲት 2010 ዓም ይከኣል ክሳብ 28 ለካቲት 2010 ዓም ምእታዉ ይከኣል

7. መክበሪ ጨረታ ንጣፍ ህንፃ መሳርሒን ዝወገዱ ንብረታትን 3,000 ቅርሺ ንካልኦት ድማ 5000 ቅርሺ ብጥረ ገንዘብ ወይዉን ብ ሲፒኦ ቅድሚ ጨረታ ምክፋቱ ክተትሕዙ እትክእሉ

8. ጨረታ ዝዕሸገሉ ዕለት 28 ለካቲት 2010 ዓም ሰዓት 3 ፡45 ቅድሚ ቀትሪ ይከዉን

9. ጨረታ ዝክፈተሉ ዕለት 28 ለካቲት 2010 ዓም ሰዓት 4:00 ይከዉን ተጫረቲ ወይድማ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት

10. ንናይ ሕትመት አቁሑት ኤለክትሪክ አቁሑት ህንፃ ፃዕዳ ጣፍ ዝዉገዱ ንብረትን ጨረታ ዝዕሸገሉ ዕለት 28 ለካቲት 2010 ዓም ሰዓት 9 ፡00 ቅድሚ ቀትሪ ይከዉን ጨረታ ዝክፈተሉ ዕለት 28 ለካቲት 2010 ዓም ሰዓት 9:15 ይከዉን ተጫረቲ ወይድማ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት

11. ዘድሊ መረዳእታን መክበሪ ጨረታን ኣመሊኡ ኣብ እዋን ጨረታ ዘይተረከበ ተወዳዳሪ ከመዘሎ ተሓሲቡ ክወዳደርን ንዝሰዓሮ ከቅርብን ይግደድ

12. ተጫረቲ ንሰዓሮ ንብረት ብናይ ባዕሉ መጋዕዝያ መፅዐንን መራገፍን ናብቲ ሆስፒታል ኣታዊ ይገብር

13. ተጫረቲ ካብ ዘቅርብዎ ሰነድ ጨረታ ማህተም ፊርማ በዓል ዋናን እንተዘይሃሊዎ ስርዝ ድልዝ እንተኮይኑ ተቀባልነት ኣይህልዎን

14. እቲ ሆስፒታል ዝሓሸ ኣመራፂ እንተረኪቡ እዚ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

15. ንተወሳኪ ሓበሬታ ብቁፅሪ ስልኪ 0347752212 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል

16. እቲ ሆስፒታል ኣብ በዝሒ ቀሪቡ ዘሎ 20 ሚእታዊ ናይ ምዉሳክ ወይ ምቅናስ መሰል አለዎ እዩ

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
  • ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (58)
    • ኮንስትራክሽን (1047)
      • ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4461)
        • ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (256)
          • ሕርሻ (510)
            • ህንፃ መሳርሒ (7193)
              • ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1689)
                • ምምካር (180)
                  • ትምህርቲን ስልጠና (199)
                    • ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1832)
                      • ምግብን መስተን (515)
                        • እግድ (40)
                          • ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (77)
                            • ፈርኒቸር (1283)
                              • ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
                                • ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
                                  • ጥዕና (266)
                                    • ናገዛ ኣቁሑት (88)
                                      • ኢንሹራንስ (4)
                                        • ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (288)
                                          • መሬትን ሊዝን (59)
                                            • ፅገና (833)
                                              • ናይ ሕክምና ኣቁሑት (426)
                                                • መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
                                                  • ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (2985)
                                                    • መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
                                                      • ምስሊን ቀረፃን (23)
                                                        • ስራሕቲ ሕትመት (1658)
                                                          • ስራሕቲ ምልላይ (83)
                                                            • ክራይ (737)
                                                              • መሸጣ (1182)
                                                                • ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (93)
                                                                  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8589)
                                                                    • ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (360)
                                                                      • መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
                                                                        • ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (831)
                                                                          • ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (360)
                                                                            • ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (579)
                                                                              • መኽዝን (33)
                                                                                • ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (237)
                                                                                  • ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (267)
                                                                                    s