ኣብ ቤት ፅሕፈት ኮንስትራክሽንን መንገድን መጎዓዝያን ወረዳ ኣስገደ ፅምብላ ዝርከብ ከይዲ ስራሕ ህንፃ ዲዛይንን ኮንስትራክሽንን ኣብ ናይ 2010 ዓም ዋንነቱ ናይ ቤት መዘጋጃ ከተማ እንዳባጉና ዝኮነ ኣብ ከተማ እንዳባጉና ቀበሌ 02 ዝርከብ መናሃሪያ ንምስራሕ ደረጃ 8 ብርኪ ፍቃድ ኣናእሸተይ ናይ ኮንስትራክሽን ዉልቀ ዳኣንትን ማለት እዉን ደቀቅቲን ኣናእሸተይን ትካላትን ማህበራትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ
  • Posted Date: ረቡዕ የካቲት 7, 2010 (over 6 years ago)
  • Closing Date: ሰሉስ የካቲት 20, 2010 03:00 Morning (closed)
  • Bid Bond:15000.00
  • location: ኣስገለ ፅምብላ
  • Bid Document Price:0.00
  • Bid Opening Date: ሰሉስ የካቲት 20, 2010 03:30 Morning
  • Print
  • Pdf

1 ናይ 2010 ዓም ዝተሐደሰ ብቤት ፅሕፈት ልምዓት ደቀቅቲን ኣናእሸተይን ንግዲ ትከላት ዝተዉሃቦ ብርኪ ዕብየት ምስክር ወረቀት ዘለዎ ናይ 2010 ዓም ዝተሐደሰ ፍቃድ ንግዲ ዘለዎ መለለይ ከፋላይነት ግብሪ ምስክር ወረቀት ተወሳኪ እሴት ታክስ ዘለዎን ናይ ወርሒ ታሕሳስ ሒሳብ ዘወራረደሉ መረዳእታ ዘቅርብን

2 ናይ 2010 ዓም ዝተሐደሰ ናይ ክነስትራክሽን ሓፂር ምዝገባ ዘለዎም

3 መከበሪ ጨረታ 15,000 ቅርሺ ካብ ብሕጊ ዝፈለጡ ባንኪታትን ፋይናንሳዊ ትካላትን ብስፒኦ መልክዕ ከትሕዙ አለዎም

4 ተጫረቲ ናይቲ ዝጫረትሉ ወንነቱ ናይ ቤት መዘጋጃ ከተማ እንዳባጉና ዝኮነ ናይ ከተማ እንዳባጉና ቀበሌ 02 መናሃሪያ ስራሕቲ ዉዕሊ ካብ ዝኣሰርሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ዉሽጢ 100 ተከታተልቲ ናይ ካላንደር መዓልቲታት ሙሉእ ብሙሉእ ዛዚሞም ከረክቡ ኣለዎም

5 ተጫረቲ ንቤት ፅሕፈት ኮንስትራክሽንን መንገድን መጎዓዝያን ከይዲ ስራሕ ህንፃ ዲዛይንን ኮንስትራክሽንን ዝተዳለወ ጨረታ ዘይካብ ዕለት 1 ለካቲት 2010 ዓም ካብ ቤት ፅሕፈት ኮንስትራክሽንን መንገደን መጎዓዝያን ወረዳ ኣስገደ ፅምብላ ካይዲ ስራሕ ህንፃ ዲዛይንን ኮንስትራክሽንን ምዉሳድ ይክእሉ

6 እቲ ጨረታ ኩሎም ተጫረቲ ኣብ ዝተረከብሉ 20 ለካቲት 2010 ዓም ሰዓት 3:00 ቅድሚ ቀትሪ ልክዕ ሰዓት 3:30 ቅድሚ ቀትሪ ኣብ ቤት ፅሕፈት እቲ ቤት ምክሪ ኣዳራሽ እቲ ጨረታ ክክፈት እዩ

ንዝበለፀ ሓበሬታ ሓበሬታ ሰነድ ጨረታ ይመልከቱ

እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ ንተወሳኪ ሐበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0346610389

Backs
Tender Category