ግልፂ ጨረታ ምልክታ
ቤት ፅሕፈት ት/ፋይናንስነ ወረዳ ኣሕፈሮም ኣብ 2007 ዓ/ም በጀት ዓመት ናይ 2ይ ፍርቂ ዓመት
በዚ መሰረት
1 ብዘርፉ ናይ ዘመኑ ንግዲ ፍቓድ ዘሐደስኩምን::
2 ካብ ት/ፋይናንስን ዝተሐደሰ ናይ መቅረባይነት ምስክር ወረቐት ዘለኩም ቫት ዝተመዝገብኩምን እቶትኩም ናይ ለካቲት 2007 ዓ/ም ዘፍለጥኩምን ::
3 መለለይ ቁፅሪ ዝተመዝገበ/TIN ቁፅሪ ዘለኩም ንክትወዳደሩ እንትንዕድም::
4 ናይ ጨረታ ሰነድ ዘይምለስ 50 ብምክፋል ካብ ቤት ፅሕፈት ት ፋይናንስን ወረዳ ኣሕፈሮም ከ/ ስራሕ ዕ/ፋ/ን/ምም/ ር መዉሳድ ይካአል::
5 ተጫረቲ ጨረታ ቅድሚ ምክፋቱ መኽበሪ ጨረታ /ቢድ ቦንድ/ 5000 ብር ብጥረ ቅርሺ ወይ ብባንኪ ዝተረጋገፀ ቼክ ከትሕዝ ዝክእል::
6 ጨረታ መሸነፊ ምስተፈለጠ አብ ዉሽጢ ዝተዋሃቦ መዓልቲ ዉዕል አሲርኩም ክተቅርቡ እትክእሉ ንክትጫረቱ ንዕድም::
7 ናይ ጨረታ ሰነድ እዚ ምልክታ ካብ ዝተጋወሐሉ ዕለት 14/07/ 2007 ዓ/ም ጀሚርኩም ኩሉ ግዜ አብ ስራሕ ሰዓት ካብ ወረዳ ኣሕፈሮም ት/ፋይናንስን ከይዲ ስ/ዕ/ፋ/ን/ምም/ርን ምዉሳድ ይካአል::
8 ተጫረቲ ናይ ጨረታ ሰነድኩም ብዝተዓሸገ ፖስታ ነዚ ተባሂሉ ናብ ዝተዳለወ ናይ ጨረታ ሳንድቅ ክተእትዉ ትክእሉ::
9 ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 29/7/2007 ዓ/ም ድ ቀትሪ 8:00::
10 ጨረታ ዝክፈተሉ ዕለት 29 /7/2007 ዓ/ም ሰዓት 8:30 ድ ቀትሪ ተጫረቲ ወይ ሕጋዉያን ወኪላቶም ወይ ይከፈተለይ ዝብል መማለከቻ ኣብ ዝተረከብሉ ወይ ብመምርሒ መሰረት ይክፈት::
11 እዚ ዋጋ እዙይ ን45 ማዓልቲ ፀኒዑ ይፀንሕ::
NB ቤት ፅሕፈትና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብክፋል ወይ ብምሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ::
ንተወሳኪ ሐበሬታ ስልኪ ቁፅሪ 0344490067 ሞባይል 0914763587 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል::
Backs