ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ ኮረም ከይዲ ሰራሕ ዕደጋን ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረትን ኣብ 2010 በጀት ዓመት ኣብ ከተማ ዝርከብ ከባቢ ሰብሓለ ዝከይድ ፀፀር መንገዲ ቆላ ፅሕዲ ዲዛይን ኪራይ መንገዲ ዶዘር ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጥሪ 23, 2010 (ልዕሊ 8 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ የካቲት 6, 2010 08:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 5000.00
  • ቦታ: ኮረም
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ የካቲት 6, 2010 08:30 ደ/ሰዓት
  • ማሽነሪ ክራይ
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

1 በቢዘፈር ናይ 2010 ዓም ዝተሐደሰ ፍቃድንዝተሐደሰመቅረብቲ መረዳእታን ከቅርብ ዝክእል

 2 መለለዮ ቁፅሪ ከፈለቲ ዝተመዝገቡ ምካኖም መረዳእታ ወረቀት ምስክር ከቅርቡ ዝክእሉ

3ናይ ተወሳኪ እሴት ታክስ ምዝገባ ወረቀት ምስክር ዘለዎ

4 ይወርሒ ታሐሰስ 2010 ዓም ወርሓዊ ሒሳብዘፍለጠ መረዳእታ ከቅረቡ ዝክእሉ

5 መከበሪ ጨረታ ንነፍስ ወከፍ ሎት 5000 ቅርሺ ብባንኪ ዝተረጋገፀ ሲፒኦወይ ብቼክ ወይ ብጥ ገንዘብ ዘትሕዝ

6 በቲ ዝተሐበርዎ ዉዕሊ መሰረት ካብቲ ዘይፈፀምዎ ካብ ዝተረፈ ጠቅላላ ናይቲ ዉዕሊ ዋጋ በቢ መዓልቱ 1/1000 ዘቅፅዕ ኮይኑ ጠቅላላ ቅፅዓት 10 ሚእታዊ ከይተፀበየ እቲ ቤት ፅሕፈት ዝስርዝ ምካኑ

7ጨረታ መከበሪ ዉዕሊ ካብ ዝሰዓርዎ ጠቅላላ ዋጋ 10 ሚኢታዊ ብባንኪ ዝተረጋገፀ ሲፒኦ ወይ ብቼክ ወይ ብጥ ገንዘብ ዘትሕዝ

8 በዝሒ ዝገዝኦ ንብረት በ20 ሚእታዊ ክዉስክን ክቅንስን ይክእለ እዩ

9 እቲ ሰነድ ጨረታ ካብ ዝተከፈተሉ መዓልቲ ን60 መዓልቲ ፀኒዑ ይፀንሕ

10እቲ ሰነድ ጨረታ ካብ 21 ጥሪ 2010 ዓም ክሳብ 6 ለካቲት 2010 ዓም ኣብ ዘሎ ናይ ሰራሕ ሰዓት ዘይመለስ 50 ቅርሺ ብምክፋል ካብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስነ ከይዲ ሰራሕዕደጋን ፋይናንስ ንምምሕዳር ንብረትን ምዉሳድ ይከኣል

11 እቲጨረታ 6 ለካቲት 2010 ዓም ሰዓት 8፡00 ተዓፅዩ ብተመሳሳሊ ዕለትሰዓት 8፡30 ኣብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ ኮረም ይክፈት

12እቲ ዋጋ ምስ ተወሳኬ እሴት ታክስ ክምላእ አለዎ

13 N.B: ተጫረቲ ከማልእዎ ዝግባእ ረቀሕታት ኣብ መምርሒ ተጫረቲ ምርኣይ ይከኣል

14 እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

15 ንዝበለፀ ሓበሬታ 0345510258 / 0925449749/ 0914786225 ደዊልካምሕታትይከኣል

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
  • ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (58)
    • ኮንስትራክሽን (1047)
      • ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4461)
        • ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (256)
          • ሕርሻ (508)
            • ህንፃ መሳርሒ (7192)
              • ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1689)
                • ምምካር (180)
                  • ትምህርቲን ስልጠና (199)
                    • ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1830)
                      • ምግብን መስተን (514)
                        • እግድ (40)
                          • ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (77)
                            • ፈርኒቸር (1283)
                              • ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
                                • ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
                                  • ጥዕና (266)
                                    • ናገዛ ኣቁሑት (87)
                                      • ኢንሹራንስ (4)
                                        • ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (288)
                                          • መሬትን ሊዝን (59)
                                            • ፅገና (833)
                                              • ናይ ሕክምና ኣቁሑት (426)
                                                • መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
                                                  • ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (2985)
                                                    • መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
                                                      • ምስሊን ቀረፃን (23)
                                                        • ስራሕቲ ሕትመት (1658)
                                                          • ስራሕቲ ምልላይ (83)
                                                            • ክራይ (737)
                                                              • መሸጣ (1182)
                                                                • ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (93)
                                                                  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8589)
                                                                    • ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (360)
                                                                      • መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
                                                                        • ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (831)
                                                                          • ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (360)
                                                                            • ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (578)
                                                                              • መኽዝን (33)
                                                                                • ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (237)
                                                                                  • ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (267)
                                                                                    s