ኤጀንሲ ሐለዋ ስነ ከባቢ ምምሕዳርን አጠቓቅማን ገፀር መሬት ክልል ትግራይ ን2010 በጀት ዓመት ግልጋሎት ዝዉዕል ዝተፈላለዩ ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቑሑትን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
  • Posted Date: ቀዳም ታሕሳስ 28, 2010 (over 6 years ago)
  • Closing Date: ረቡዕ ጥሪ 16, 2010 04:00 Morning (closed)
  • Bid Bond:3000.00
  • location: መቐለ
  • Bid Document Price:30.00
  • Bid Opening Date: ረቡዕ ጥሪ 16, 2010 04:30 Morning
  • Electronic Equipment & Accessories/
  • Print
  • Pdf

1 ናይ 2010 ዓ/ም ንግዲ ፍቃድ ዘሐደሱ ናይ ቫት ሰርቲፌከትን ናይ ጥቅምቲ ሕዳር 2010 ዓም ቫት ዲክለሬሽን ዝተከፈሉ ከቅርብ ዝክእሉ

2 ካብ ቢሮ ትልምን ፋይናስን ይኹን ካብ ፌደራል ዝተዉሃቦም ናይ ታክስ መፍለይ ቁፅሪ (Tin No) ዝተሐደሰ ናይ መቕረባይነት ሰርፊኬት ከቅርብ ዝክእል

3 ናይ ጨረታ ሰነድ ዘይምለስ ብር 30 ሰላሳ ብር ብምክፋል ኣብ 2ይ ደብሪ ዝርከብ ዕ/ፋ/ንብ/ምም/ርን ምዉሳድ ይክእሉ

4 ተወዳደርቲ ዘቅረብዎ ናይ መወዳደሪ ሓሳብ /ሰነድ ጨረታ/ ብሰምዒ ብዝተዓሸገ ኢንቨሎፕ ኣብ ኣብ 2ይ ደብሪ ዝርከብ ዕ/ፋ/ንብ/ምም/ርንጨረታ ሳንዱቅ ኣታዊ ይገብሩ

5 ጨረታ ዝወፀሉ ዕለት 27/4/2010 ዓ/ም ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 16/5/2010 ዓ/ም ሰዓት 4:00 ኮይኑ ጨረታ ዝክፈተሉ በቲ ዕለት ንሱ ሰዓት 4:30 ይኽፈት

6 ጨረታ ምክበሪ ቅድሚ ጨረታ ምክፋቱ ብ CPO/ ወይም ብጥረ ገንዘብ ብር 3000 ብባንኪ ብዝተጋገፀ ስፒኦ : በጥረ ገንዘብ ወይም ብባንኪ ብዝተጋገፀ ሌተርኦፍክረዲት ከትሕዝ ዝክእሉ

7 ጨረታ ካብዝተከፈተሉ ዕለት ጀሚሩ ንተካተታሊ 30 ማዓልቲ ዋጋ ፀኒዑ ይፀንሕ

8 ጨረታ ንክዕፆ ትሐቲ 5 መዓልቲ እንተቐርዩ ንዝቀርብ ሕቶ መብርሂ ተቐባልነት የብሉን

9 ተጫረቲ ምስዚ ዝተተሓሐዘ ናይ ጨረታ መምርሒን ምልከታ ጨረታ ናይ ምክባር ግዴታ አለዎም

10 ናይ ኤሌክትሮኒክስ ፋይናንሻል ዶክመንት ነንበይኑ ቴክኒካል ዶክመንት ንበይኑ ዓሺግኩም ከቅርብ ይግባእ

11 ቤት ዕዩና ካልእ መማረፂ እነተረኪቡ እቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ሕሉዉ እዩ

12 ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፀሪ 0344 41 71 04 /415460 ምድዋል ይከኣል እዩ ኣድራሻና ጥቃ መስፍን ኢንዳትሪያል ኢንድስትሪያል ኢንጂነሪንግ ናይ ቐደም ሓደጋ ምክልካልን ምግቢ ዉሕስና ንርከብ

Backs
Tender Category