ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ ማይጨዉ ን2010 ዓም ንቤት ፅሕፈታት ግልጋሎት ዝዉዕል ሎት ሐደ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ : ሎት ክልተ ኤሌክትሮንስ ኣቁሑት: ሎት ሰለስተ ፅሬት አቁሑት: ሎት አርባዕተ ሕትመት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

1 በቲ ዘፈር ንግዲ ናይ 2010 ዓም ዝተሐደሰ ፍቃድ ንግዲን ቲን ናምበር ክቕርብ ዝኽእል 

2 ናይ 2010 ዝተሐደሰ መቕረባይነት ካርዲ ዘለዎ

3 ኣብ ፅሕፈት መሳርሒ :ኤሌክትሮንስ ኣቁሑት እትጫረቱ ቫት ተመዝገብቲ ዝኾንኩም ኣብ ናይ ፅሬት አቁሑትን ሕትመትን ቫት ተመዝገብቲ ዘይኮንኩም ዉን ክትጫረቱ ምካንኩም ንሕብር 

4 ንቫት ተመዝጋቢ ናይ ወርሒ ሓምለ ቫት ዲክለር ዝገበርሉ መረዳእታ ከቅርብ ዝክእል

5 መጠን መኽበሪ ጨረታ ብር ተቁ ዓይነት ኣቁሑት መጠን ገንዘብ 1 ፅሕፈት መሳርሒ 6000 2 ኤሌክትሮኒክስ 6000 3 ፅሬት ኣቁሑት 1000 4 ሕትመት 1000

ብCPO ወይ ብጥረ ገንዘብ ወይ ብባንኪ ዝተረጋገፀ ቼክ ከትሕዝ ዝኽእል

6 ናይ ጨረታ ሰነድ ዋጋ ዘይምለሰ ብር 30 ብምኽፋል ካብ ዕለት 27/04/2010 ዓ/ም ጀሚሩ ምልከታ ካብ ዝወፀአሉ ዕለት ጀሚሩ ክሳብ ዕለት 14/05/2010 ዓ/ም ሰዓት 3:30 አብ ናይ ስራሕ ሰዓትን መዓልትን ካብ ከተማ ማይጨዉ ትልምን ፋይናንስን ከይዲ ስራሕ ዕደጋን ፋይናንስ ምምሕዳርን ብምዉሳድ ኣብ ዝተዳለወ ሳንዱቅ ጨረታ ዝተዉሃበ ኦርጅናል ሰነድ ምስ ስፔስፊኬሽን ናይ ዋጋ መምልኢ ኮፒን ኮይኑ እቲ ሰነድ ስርዝ ድልዝ ክህልዎ የብሉን 7 ኣብ ሕድሕድ ገፅ ናይቲ ሰነድ ማህተምን ፊርማን ተጫረቲ ክህልዎ አለዎ 

7 እቲ ጨረታ ሳንዱቕ ዕለት 14/05/2010 ዓ/ም ልክዕ ሰዓት 4:00 ተዓፅዩ ሰዓት 4:30 ተጫረቲ ወይም ሕጋዊ ወኪሎም ኣብ ዝተረኸብሉ ኣብ ከተማ ማይጨዉ ትልምን ፋይናንስን ይኽፈት ተጫረቲ ብዘይ ምርካቦም ከይተከፈተ ዝምለስ ፖስታ ኣይህሉን 

8 ቤት ፅሕፈትና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብምሉእ ይኹን ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

9 እቲ ቤት ፅሕፈት 20 % ናይ ምዉሳኽን ምቅናስን መሰሉ ዝተሐለወ እዩ 

10 ጨረታ ፀንዑ ዝፀንሐሉ ግዜ 45 ማዕልቲ ይኽዉን

11 ትራንስፖርት ባዕሉ ናብ ከተማ ማይጨዉ ትልምን ፋይናንስን ቤት ፅሕፈት ስቶር ካምፅእ ዝኽእል 

12 ንተወሳኺ ሐበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0347770196/252/1234 ምሕታት ይከኣል

Backs
Tender Category