መስፍን ኢንዳስትሪያል ኢንጅነሪንግ ሓላ.ዝተ.ዉ.ማሕበር ኣብ ዓዲግራት መድሓኒት ፋብሪካ መስፋፍሒ ፕሮጀክት ዝስራሕ ስራሕቲ ፅርየቱ ዝሐለወ ፀፀር00ን ፀፀር01 ክገዝእ ይደሊ
  • Posted Date: ረቡዕ ታሕሳስ 18, 2010 (over 6 years ago)
  • Closing Date: ዓርቢ ጥሪ 4, 2010 06:00 Afternoon (closed)
  • Bid Bond:30000.00
  • location: መቐለ
  • Bid Document Price:50.00
  • Bid Opening Date: ዓርቢ ጥሪ 4, 2010 06:00 Afternoon
  • Warehouse and Store/
  • Print
  • Pdf

ተቁ

ዓይነት ንብረት

መዐቐኒ

በዝሒ

ንፅል ዋጋ

ጠቅላላ ዋጋ

ቦታ

1

ፀፀር 00

3

300

Â

Â

ዓዲግራት ፕሮጀከት

2

ፀፀር 01

3

600

Â

Â

ዓዲግራት ፕሮጀከት

Â

ናይ ጨረታ ረቋሒን ኩነታትን መቐለ

1 ናይዚ ጨረታ ተሳታፊ ናይ 2009 ዓ/ም ዝተሐደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፈቃድን ኸቕርብ ዝኽእል

2 ተጫረቲ ናይ ፀፀር ን ሐሸዋ መቅረባይነት ዘለዎ ቫት ምዝጉብ ዝኾነን ናይ ግብሪ ኸፈልቲ እና ናይዚ ወርሒ ቫት ሬጅስተር ኦርጅናል እና ዘይምለስ ፎቶ ኮፒ ብምትሓዝ ናይ ጨረታ ዝርዝር ሰነድ ብር 50 ብምክፋል ካብ ዕለት 27/12/2017-12/1/2018 ኣፊ ኩሉ ግዜ ኣብ ስራሕ ሰዓት ኣብ ዋና ቤት ፅሕፈትና (ICI BU) ዕደጋ ቐረብን መምርሒ እንቐረቡ ክዕድጉ ዝክእሉ

3 ተጫረቲ ናይ ጨረታ ዋጋ ብሰምዒ ዝተኣሸገ ፖስታ ካብ ምልክታ ዝወፀሉ ዕለት 27/12/2017-12/1/2018 ኣፊ ሰዓት 8:00 ድሕሪ ሰዓት ኣብ ስራሕ ሰዓት መቐለ ቤት ፅሕፈት ኣይ ሲ ኣይ ቢዩ(ICI BU) ዕደጋ ቐረብን Â እንቐረቡ ነዚ ኣብ ዝተዳለወ ሳንዱቅ ክእትዉ ዝክእሉ Â Â

4 ጨረታ ዕለት 12/1/2018 ሰዓት 8:00 ተዓፅዩ አብቲ ዕለት ሰዓት 8:30 ናይ ድሕሪ ሰዓት ተጫረቲ ወይም ወከልቶም አብዘለዉዎ ይኽፈት

5 ተጫረቲ ብር 30,000.00 (ሳላሳ ሽሕ) ናይ ጨረታ መኽበሪ (CPO) ዓሺጎም ምስ ጨረታ ከእትዉ ይግባእ::ጥረ ገንዘብን ብፖስታ ዘይተዓሸገ (CPO) ተቐባልነት የብሉን

6 ተጫረቲ ናይ ካሊእ ተጫራታይ ዋጋ ተደሪኮም ዋጋ ምእታዉ አይክእልን

7 ተጫረቲ ዘቕረብዎ ዋጋ ቫት ዝሓወሰ ምዃኑ ክጠቕሱ ይግባእ እንተዘይ ተጠቒሱ ግና እቲ ዘቕረብዎ ዋጋ ቫት ዘይሐወሰ ኾይኑ ይሐስብ

8 እቲ ፀፀር ዝራገፈሉ ቦታ ኣብ ዓዲግራት መድሓኒት ፋብሪካ ፕሮጀከት እዩ ::ተጫረቲ ናይ ናይ ትራንስፖርት : መፅዐንን መዉረድን ክፍሊት ባዕላቶም ይሽፍኑ

9 ተጫረቲ ጨረታ ካብ ዝሰዓርሉ ዕለት ጀሚሮም ዝሰዓርዎ ንብረት ኣብ ውሽጢ ሐደ ወርሒ ናይ ስራሕ መዓልቲ ከቅርቡ ይግብእ እንተዘይ ኮይኑ ነቲ ጨረታ ዘተሐዝዎ መክበሪ ናብ ትካልና ኣተዊ ኮይኑ ትካል ካልእ መማረፂ ይወስድ

10 ትካልና እቲ ጨረታ ብምሉእ ይኹን ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ንዝበለፀ ሐበሬታ 034442400305/0342400265 ይደወሉ

Backs
Tender Category