ፋብሪካ መሰቦ ስሚንቶ ፋብሪካ ኣብ ዉሽጢ ግቢ ዘርክብ መንገዲ ብኰንክሪት መንግዲ ብደረጃ 5 ን 6 ከስርሕ ይደሊ
  • Posted Date: ዓርቢ ታሕሳስ 13, 2010 (over 6 years ago)
  • Closing Date: ሰሉስ ታሕሳስ 24, 2010 06:00 Afternoon (closed)
  • Bid Bond:
  • location: መቐለ
  • Bid Document Price:100.00
  • Bid Opening Date: ሰሉስ ታሕሳስ 24, 2010 06:00 Afternoon
  • Road & Bridge Construction/
  • Print
  • Pdf

1 በቲ ዘፈር ናይ 2010 ዓም ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቃድ ዘይምለስ ኮፒ ምስ ናይ ጨረታ ሰነድ ከቅርብ ዝክእል

2 ናይ ጨረታ መክበሪ ዉሕስና ቅድሚ ጨረታ ምክፋቱ ካብ ጠቅላላ ዋጋ ክልተ ሚእታዊ ብመልክዕ ስፒኦ ከትሕዝ ዝክእል

3 መዝገብ ሰርቲፍኬት ተወሳኪ እሴት ታክስ ወይድማ ቫት ከቅርብ ዝክእል

4 ናይ ቀረባ ወርሒ ዲክላሬሽን ኮፒ ከቅርብ ዝክእል

5 ዝሰዓረ ተጫራታይ ናይ ዝሰዓረሉ ዋጋ 10 መእታዊ ናይ ስራሕ ዉሕስና ቅደሚ ጨረታ መክበሪ ዉሕስና ምልቃቁ ከትሕዙ ይግባእ

6 ተጫረቲ ዘይምለስ 100 ብር ኣብ ሒሳብ ክፍሊ ብምክፋል ናይ ጨረታ ሰነድ ክወስዱ ይግባእ

7 ካብ ተራ ቁፅሪ 1 እስካብ 6 እተማልኡ ተጫረቲ ናይ ዋጋ መቅረቢ ሰነድ ብሰምዒ ዝተኣሸገ ፖስታ ክሳብ 24 ታሕሳስ 2010 ዓም ሰዓት 8:00 ድሕሪ ቀትሪ ክተእትዉ ከምትክእሉን እተ ጨረታ ኣብ ተመሳሳሊ ዕለት ተጫረቲ ወይድማ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረክብሉ ሰዓት 9:00 ይክፈት

8 ተጫረቲ ዝተማለአ ሰነድ ተቅሪቦም ኣብቲ ጨረታ ዋላ አይረከቡ ጨረታ ሰነድ ይክፈት

9 ፋብሪካ ስሚንቶ መሰቦ ሓላፈነቱ ዝተወሰነ ዉልቀ ማህበር ብሙለእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ንተወሳኪ ሐበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0342410085

Backs
Tender Category