ማሕበራዊ ረዲኤት ትግራይ ማረት ናይ ፅህፈት መሳረሒ ኣቅሑ (Different Staionery)ብጨረታ አወዳዲሩ ንምግዛእ ትደሊ
  • Posted Date: ሰሉስ ታሕሳስ 3, 2010 (over 6 years ago)
  • Closing Date: ሰሉስ ታሕሳስ 17, 2010 06:00 Afternoon (closed)
  • Bid Bond:
  • location: መቐለ
  • Bid Document Price:100.00
  • Bid Opening Date: ሰሉስ ታሕሳስ 17, 2010 06:00 Afternoon
  • Stationery Supplies/
  • Print
  • Pdf
  1. ናይ 2010ዓ/ም ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቃድ ዘለዎም ተጫራቲ ካብ ቢሮቁፅሪ 613 / 100.00 / ቅርሺ ከፊሎም ናይ ጨረታ ዶክመንት ክወስዱ ይክእሉ::
  2. ተጫረቲ ንግዲ ፍቃድ ዝተመዝገብሉ ናይ ቫት ሴርቲፍኬትን:ቲን ቁፅሪ :ንግዲ ምዝገባ ዝተመዝገበኩም ምካንኩም መረጋገፂ ሙሉእ ደኩመንት ከቅርቡ አለዎም
  3. ተጫረቲ ካብ ዘቅረብዎ ጠቅላላዋጋ 2% /ክልተ ካብ ሚኢቲ/ ናይ ጨረታ ውሕስና መከበሪ ሕጋዊነቱ ብዝተረጋገጸ ስፒኦ ጥራሕ ከትሕዙ አለዎም
  4. ተጫረቲ ዝጫረትሉ ሰነድ ብዝተአሸገ ፖስታ እዚ ጨረታ ምልክታ ካብ ዝወፅሉ ዕለት ጀሚሩ 29/3/2010 ዓ/ም ክሳብ17/4/2010 ዓ/ም ሰዓት ሓሙሸት /5:00 / ናብ ማረት ቤት ፅሕፈት ኩሉጊዜ አብ ስራሕ ሰዓት እናመፁ ሰነድ ጨረታኦም ኸቅርቡ ይክእሉ::
  5. ጨረታ ዝክፈተሉ ዕለት 17/4/2010 ዓ/ም ሰዓት 9:00 አብ ማረትቤት ፅሕፈት ተጫረቲ ወይ ከዓ ሕጋዊ ወኪሎም አብ ዝርከብሉ እዩ::
  6. እቲ ዝተዉሃብ በዝሒ ገፅ ናይ ጨረታ ሰነድ ገንፂልካ ምትራፍ አይፍቀድን እቲ ዝመላዕኩምዎ ጨረታ ሰነድ ቁብል ከምዘይንገብሮ ነፍልጥ
  7. ሕድ ሕድ ገፅ ማሕተም ዕለት ክሕልዎ አለዎ ከምኡ ድማ ናይ ጨረታ ሰነድ ዝተማልዕዎ ዋጋስርዝ ድልዝ ዘለዎ እንተኮይኑ ተቀባልነት የብሉን::
  8. ኣብቲ ጨረታ ዝተጠቀሰ ሞዴል(Specification) ምስራዝ አይካአልን::
  9. ዝተአዘዘ ንብረት ሰዓራይ ኮይኖም እንትርከቡ ካብ ዝሰዓርዎ ጠቅላላ ዋጋ 10% ብCPO ዉዕሊ መክበሪ ብምትሓዝ ዉዕሊ ካብ ዝአሰረሉ አብ ዉሽጢ 10 መዓልቲ አጠቃሊሎም አታዊ ይገብሩ
  10. እቲ መእዘዚ ሰነድ ድማ ከም ዉዕሊ ኮይኑ የገልግል
  11. አቲ ድርጅት ዝሓሸ አማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ኮነ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ::
Backs
Tender Category