- በቲ ዝተጠቀሰ ዘርፍ ንግዲ ፍቃድ ዝተሐደሰÂ ዘለኩም::
- ናይ 2009 ዓ/ም ግብሪ ዝኸፈልኩም::
- ቲነ ካርድ መረዳእታ ዘለኩም::
- ቫት ተመዝገበቲ ዝኾንኩም::
- ናይ ወርሒ መስከረም ዲክለራስዩን ዝገበርኩም::
- ዝተሐደሰ ናይ መቅረባይነት ሴርትፊኬት ኣተሓሒዙ ዘቅርብ::
- ቅድሚ ጨረታ ነቲ ጨረታ መኽበሪ 3000 (ሰለስተ ሺሕ) ብር ብጥረ ገንዘብ ወይ ድማ ባንኪ ዝተመስከረሉ ሲፒኦ ከትሕዝÂ ዝክእል::
- ናይቲ ሽያጥ ዝርዝር ዶኩሜንት ዘይምለስ 50 ብር (ሓምሳ ብር) ብምክፋል ካብ ቤትÂ ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስንÂ ወረዳ ሓዉዜን ከ /ስ /ዕ /ንብ /ምም /ርን ቁፅሪ 01 ምዉሳድ ይከአል
- ካብ 13/03/2010 ዓ/ም ጀሚሩ ዝርዝር ናይ ጨረታ ዶክሜንት ብምዕዳግ ኣብ ናይ ባዕልና ዝተዳለወ ዶክሜንት ብምምላእ ኦርጅናልን ፎቶ ኮፒን ነንበይኑ አብ ዝተፈላለዩ ፖስታ ዓሺግኩም ፊርማን ማህተምን ተገይሩሉ አብ ቤት ፅ/ት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ሓዉዜን ቁፅሪ 01 ዝተዳለወ ናይ ጨረታ ሳንዱቅ ይእቱ ::
- ናይ ሞተር እስፔር ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 28/3/2010 ዓም 8:00 ናይ ድሕሪ ሰዓት ተዓፅዩ ሽዑ ንሽዑ ሰዓት 8:30 ይከፈት Â
- ናይ መኪና ጎማታት ካላማደሪያን ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 29/3/2010 ዓም 8:00 ናይ ድሕሪ ሰዓት ተዓፅዩ ሽዑ ንሽዑ ሰዓት 8:30 ይከፈት Â
- እቲ ዘይሰዓረ ተጫራታይ ዘትሓዞ ናይ መኽበሪ ጨረታ ቢድባንድ ሰዓራይ ምስተገለፀÂ ብመምርሒ ዕዳጋ መሰረት ይምለሰሉ::
- እቲ ጨረታ ዝሰዓረ ሰብ በቲ ዝሰዓረ ዋጋ ከቅርብ ፍቃደኛ እተዘኮይኑ ዘትሓዞ ቢድ ቦንድ ናብ መንግስቲ ካዝና ኣታዊ ይኸዉን::
- ሰዓራይ ዉዕሊ ኣሲሩ ንበረት ኣታዊ ዘይገበረ እቲ ኣታዊ ዘይተገበረ ንብረት ብሕድሕድ መዓልቲ 1/1000 ተቀዒዑ እቲ ዝሰዓሮ ንበረት ኣታዊ ይገብር
- ሰዓራይ ዝተገለፀሉ ግዜ ጀሚሩ ኣብ ዉሽጢ 5(ሓሙሽተ መዓልቲ) ተካታተልቲ ዉዕልÂ ዝአስር
- ሰዓራይ ኣብ ዝተገለፀሉ ቀሪቡ ዉዕሊ እንተዘይ አሲሩ ብመምርሒ ዕዳጋ መሰረት ዝቅፃዕÂ ምኻኑ ::
- ሰዓራይ ንዝስዕሮ ንብረት ብናይ ባዕሉ መጎዓዝያ ብምሽፋን ኣብ ወረዳ ሓዉዜን ትልምን ፋይናንስ አጎዓዒዙ ዘቅርብ
- ብመምርሒ መሰረት ኣብ እንዕድጎ እንዕድጎ ንብረት መጠን ፅሕፈት መሳርሒ 20 % ክንዉስክ ክንቅንስ ንክእል ኢና
- ቤት ፅሕፈትና ዝሓሸ መማረፂ እንተረከቡ ብምሉእ ወይ ብክፋል ነቲ ጨረታ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ
- እስፔር ሞተር ብበዓል ሞያ ምስተረጋገፀ ንብረት ኣታዊ ምስ ኮነ ክፍሊት ዝፍፀም ከም ዝኮነ አሚኑ ዝቅበል ክከዉን አለዎ
ንዝበለፀ ሐበሬታ 0346670078/ 0914138946
Backs