ለምለም ካርል ሆስፒታል ማይጨዉ ንሆስፒታል ግልጋሎት ዝዉዕል ሕትመት ብጨረታ ኣወዳዲሩ ከሕትም ይደሊ
  • Posted Date: ሰንበት ሕዳር 10, 2010 (over 6 years ago)
  • Closing Date: ሶኒ ሕዳር 25, 2010 06:00 Afternoon (closed)
  • Bid Bond:3000.00
  • location: ማይጨዉ
  • Bid Document Price:30.00
  • Bid Opening Date: ሶኒ ሕዳር 25, 2010 06:00 Afternoon
  • Printing & Publishing Service/
  • Print
  • Pdf
  1. ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድን ናይ ዘመኑ ግብሪ ዝኸፈለን::
  2. ቲን መፍለይ ቁፅሪን መቅረባይነትን ዘለዎን::
  3. ቫት ተመዝጋቢ ዝኮነ
  4. ጨረታ መኽበሪ ብር 3000 ጥረ ገንዘብ ወይ ብስፒኦ ከትሕዝ ዝክእልን::
  5. ጨረታ ሰነድ 30 ብር ብምክፋል ካብ ለምለም ካርል ሆ/ል/ ዕ/ ፋ/ን /ምም/ ር መፂእኩም ትወስዱ እትኽእሉ ምኻንኵም ንገልፅ
  6. 2% ዊዝ ሆልዲንግ ታክሲ ክኸፍል ዝክእል::
  7. ጨረታ ኣብ አየር ዝፀንሐሉ እዋን ካብ ዕለት 11/03/2010 ዓ/ም እስካብ 25/03/2010ዓ/ም ይኸዉን::
  8. ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 25/03/2010 ዓ/ም ሰዓት 4:00 እንትኸዉን ጨረታ ዝኽፈተሉ ደማ 25/03/2010 ዓ/ም ሰዓተ 4:30 ለምለም ካርል ሆ/ል/ ዕ/ ፋ/ን /ምም/ ር ይኸዉን::
  9. ጨረታ እንትክፈት ባዕሎም ወይም ሕጋዊ ወኪሎም ኣብ ዝተረከብሉ ይኸዉን::
  10. ጨረታ ሰዓራይ ምኻኑ ካብ ዝተነገሮሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ዉሸጢ 5መዓልቲ ዉዕሊ ክአስር ዝክእል::
  11. እቲ ሰነድ ስርዝ ድልዝ እንተሃልይዎ ተቀባልነት ኣይህልዎን::
  12. እቲ ጨረታ ብኽፋል ይኹን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ሕላዉ እዩ::

መተሓሳሰቢ ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0348770023 ይደዉሉ::

Backs
Tender Category