ስለዚ ኣብቲ ጨረታ ክትሳተፉ እትደልዩ ሕጋዉያን ተወዳደርቲ ንክትወዳደሩ ይዕድም በዚ ዝስዕብ መግለፂ ይዕድም
1. ናይ 2009 ን 2010ን ሙሉእ ግብሪ ዝከፈሉ ወይ ንግዲ ፍቃድ ዘሐደሰ ን
2.ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለዎ ኮይኑ ናብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ብናይ ባዕሉ መጋዕዝያ ሸፊኑ ከቅርብ ዝክእል
3 እዚ ግልፂ ጨረታ ተጫራታይ ወይ ሕጋዊ ወኪሎም ኣብ ዘለዎ ይክፈት በቲ ዝተዉሃበ እዋን ቦታን እንድሕር ዘይተረከቡ ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኪላቶም ኣብ ዘይለዉሉ ዝክፈት ምካኑ
4. ንሓደ ዶክመንት ዘይምለስ ብር 50 ከፊሉ እቲ ጨረታ ሰነድ ካብ ቤት ፅሕፈትና እቶት ኤጀንሲ ወረዳ ቆላ ተምቤን ክፍሊት ብምክፋል ካብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ቆላ ተምቤን ብምዉሳድ ዝቀረበሉዋጋ ብምምላእ እቲ ሰነድ ዝሽወጠሉ እዋን ካብ ዕለት 05/ 03/ 2010 ዓ ም ክሳብ 20/ 03 /2010 ዓ ም
5.ጨረታ ሳንዱቅ ዝዕሸገሉ ዕለት 20/03 /2010 ዓ ም ሰዓት 4 ፡00 ኮይኑ በዚ ዕለት ሰዓት 4 ፡30 ይክፈት መክፈቲ ቦታ ኣብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ቆላ ተምቤን
6.ተጫረቲ ቅድሚ ጨረታ ምክፋቱ መክበሪ ጨረታ ዝከዉን 4000 ቅርሺ ብ ሲፒኦ ወይ ብብር ከትሕዝ ዝክእል
7. Â እቲ ግልፂ ጨረታ ናይ ባዓል ዋና ማህተምን ፊርማን ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ክህልዎን ኣለዎ
8. እዚ ግልፂ ጨረታ ቤት ፅሕፈትና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኩቡ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ
9. ናይ ግብሪ ከፈልቲ መለለዩ ቁፅሪ /ቲን ካርድ/ዘለዎን ናይ መቅረባይነት መረዳእታ ከቅርብ ዝክእልን
10. ቫት ዝተመዝገበን እዋናዊ ዲክለረሸን መረዳእታ ከቅርብ ዝክእልን
ስቁ Â 0344460052
Backs