ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ፀገዴ ካብ ናይ ስሩዕ በጀት ን2010 ዓም በጀት ዓመት ንናይ ወረድኡ ቤት ፅሕፈታት አገልግሎት ዝዉዕል ናይ ዝተፈላለያ ሞዴላት መካይን መለዋወጢ ንብረትን ጎማ መኪናን ምስ ካላማደሪያ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
  • Posted Date: ሰሉስ ሕዳር 5, 2010 (over 6 years ago)
  • Closing Date: ሰሉስ ሕዳር 19, 2010 06:00 Afternoon (closed)
  • Bid Bond:5000.00
  • location: ፀገዴ
  • Bid Document Price:50.00
  • Bid Opening Date: ሰሉስ ሕዳር 19, 2010 06:00 Afternoon
  • Vehicle Spare Part/
  • Print
  • Pdf

1 ናይዚ ዘመን ዝተሐደሰ ፍቃድ ንግዲ ፍቃድ ዘለዎም

2 መለለይ ቁፅሪ ከፈልቲ ግብሪ ዘለዎም

3 መረዳእታ መቅረባይነት ክተቅርቡ እትክእሉ

2 ተመዝገብቲ ተወሳኪ እሴት ታክስ ዝኮኑ ናይ ወርሒ መስከረም 2010 ዓም ወርሓዊ ሒሳብ ዝዓፀዉሉ መረዳእታ ከቅርቡ ዝክእሉ

4 ካብ 4 ሕዳር 2010 ዓም ጀሚሩ ክሳብ 19 ሕዳር 2010 ዓም ካብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ቃፍታ ሑመራ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረትን ዘይምስ 50 ቅርሺ ብምክፋል ምዉሳድ ይክእሉ

5 መክበሪ ጨረታ 5,000 ቅርሺ ብጥረ ገንዘብ ወይንድማ ካብ ሕጋዊ ብባንኪ ብዝተረጋገፀ ሲፒኦ ከትሕዙ ኣለዎም

6 ጨረታ ዝካየደሉ ወረዳ ቃፍታ ሑመራ ትልምን ፋይናንስን ኮይኑ ሳንዱቅ ጨረታ ዕለት 19/3 /2010 ዓም ሰዓት 4:00 ተዓሺጉ ብተመሳሰሊ ዕለት 4:30 ተጫረቲ ወይ ድማ ሕጋዊ ወከልቶም ኣበ ዝተረከብሉ ይክፈት

7 ተጫረቲ ወይ ድማ ሕጋዊ ወከልቶም ብዘይምርካቦም ናይ ጨረታ ስነ ስርዓት አይተኣጎጎልን

8 ተጫረቲ ሰዓራይ ኮይኖም ምስተረከቡ ኣብ ዉሽጢ 3ተ ናይ ስራሕ መዓልቲ ናይ ዝሰዓርዎ ንብረት 10 ብጥረ ገንዘብ ወይ ክብ ሕጋዊ ሚኢታዊ ባንኪ ዝተረጋገፀ ስፒኦ ዉዕሊ ብምአሳር ዝተኣዘዝዎ ብስፔስፊኬሽን መሰረት ንበረት ኣብ ዉሽጢ 10 ተከታተልቲ መዓልቲ ኣብ ወረዳ ቃፍታ ሑመራ ትልምን ፋይናንስን ብበዓል ሞያ አፈቲሹ የረክቡ

9 እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ።

10 ናይ ጨረታ ዋጋ ፀኒዑ ዝፀንሐሉ ግዘ 35 ናይ ስራሕ መዓልቲ እዩ

11 እቲ ቤት ፅሕፈት 20 ሚኢታዊ ናይ ምዉሳክ ወይንም ምንካይ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

12 ንተወሳኪ ሓበሬታ 0914190333 ወይ 0931486685 ደዊልኩም ምሕታት ትክእሉÂ

Backs
Tender Category