ቤት ህንፀት መቐለ ካብ መደበኛ ካፒታልን ዉሽጢ እቶት በጀትን ዝክፈል ናይ ፅሕፈት መሳርሒን : ህንፃ መሳርሒን : ፅሬት መሳርሒን ንብረት ካብ ሕጋዉያን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይድሊ
  1. በዚ ስራሕ ዘርፊ ናይ 2009 ዓ/ም ዝተሐደሰ ስራሕ ፍቃድን ከምኡ ድማ 2010 ዓ/ም ዝተሐደሰ መቅረባይነትን ኮፒ ከቅርብ ዝክእልÂ Â
  2. ቲን መፍለዩ ቁፅሪ ዘለዎ ኮፒ ከቅርብ ዝክእል ከምኡድማ ቫት ተመዝጋቢ ዝኾነን ናይ መስከረም 2010 ዓ/ም ድክሌር ዝገበረ ፎቶ ኮፒ ከቅርብ ዝክእል
  3. ተጫረቲ ጨረታ ቅድሚ ምክፋቱ መክበሪ ጨረታ ንፅሕፈትን ንህንፃን 3000 ብር Â ንፅሬት መሳርሒ 1000 ብር ብጥረ ገንዘብ ወይ ሕጋዊ ባንኪ ብዝተረጋገፀ ስፒኦ ከትሕዙ አለዎም
  4. ተወዳደርቲ ናይ ሐደ ዋጋን ጠቅለላ ዋጋን ምስቫቱ ዋጋ ተመሊኡ ስርዝ ድልዝ ዘይብሉ ናይ ተጫረቲ ንፁር ኣድራሻ ማህተምን ፌርማን ብምግባር ኣብቲ ናይ ቤት ፅሕፈትና ሰነድ ጨረታ ዋጋመምልኢ ተመሊኡ ብ2ተ ፖስጣ ኦርጅናልን ኮፐን ነንበይኑ ብምዕሻግ ነዚ ጨረታ እዚ ተባሂሉ ኣብ ዝተዳለወ ሳፁን ኣብ ወከሰዕፋንምን ቢሮ ቁፅሪ 6 ከእትዉ ይክእሉ ድሕሪ ናይ ጨረታ ሳፁን ምዕፃዉ ዝመፅእ ፖስታ ይኩን ሓሳብ ተቀባልነት የብሉን
  5. ተጫረቲ ዝርዝር ሰነድ ጨረታ ዝገልፅ ካብ ዕለት 29/2/2010 ዓም ክሳብ 14/3/2010 ዓም ሰዓት 3:30 ዘይምለስ 30 ብር እነከፈሉ ካብ ቢሮ ቁፅሪ 6ተ ክወስዱ ይክእሉ እቲ ጨረታ በቲ ዕለት ንሱ ሰዓት 4:00 ተዓፅዩ ሰዓት 4:30 ቅድሚ ሰዓት ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኪላት ኣብ ዝተረከብሉ ይኹን ኣብዘይተረከብሉ ይክፈት
  6. እቲ ዝዕደግ ንብረት 20% ክዉስክን ወይ ክቅንስ ይክእለ ኮይኑ ዝክፈሎ ክፍሊት ድማ ልዕሊ 10000 ብር እንተኮይኑ 2% ዊዝ ሆልድ ታክሲ ይከፍል
  7. መስራቤትና ዘሐሸ መማረፂ እንተኪቡ እቲ ዝርዝር ንብረት ጨረታ ብክፈል ይኩን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ
  8. ንተወሳኪ ሐበሬታ ብኣካል ወይ ብስልኪ ቁፅሪ 0344411454 ምሕታት ይከኣል
Backs
Tender Category