መስፍን ኢንዳስትሪያል ኢንጅነሪንግ ሓላ.ዝተ. ዉ.ማሕበር ኣብ ታሕቲ ዝተዘርዘሩ ፅሬቱ ዝሐለወ ፀፀር 002 :ሓሸዋ ክገዝእ ይደሊ
  • Posted Date: ዓርቢ ሕዳር 1, 2010 (over 6 years ago)
  • Closing Date: ዓርቢ ሕዳር 8, 2010 06:00 Afternoon (closed)
  • Bid Bond:50000.00
  • location: መቐለ
  • Bid Document Price:50.00
  • Bid Opening Date: ዓርቢ ሕዳር 8, 2010 06:00 Afternoon
  • Warehouse and Store/
  • Print
  • Pdf

ተቁ

ዓይነት ንብረት

መዐቐኒ

በዝሒ

ንፅል ዋጋ

ጠቅላላ ዋጋ

ቦታ

1

ፀፀር 02

3

797

Â

Â

መቐለ ዒላላ ፕሮጀከት

2

ፀፀር 01

3

320

Â

Â

መቐለ ዒላላ ፕሮጀከት

Â

ናይ ጨረታ ረቋሒን ኩነታትን መቐለ

1 ናይዚ ጨረታ ተሳታፊ ናይ 2009 ዓ/ም ዝተሐደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፈቃድን ኸቕርብ ዝኽእል

2 ተጫረቲ ናይ ፀፀር ን ሐሸዋ መቅረባይነት ዘለዎ ቫት ምዝጉብ ዝኾነን ናይ ግብሪ ኸፈልቲ እና ናይዚ ወርሒ ቫት ሬጅስተር ኦርጅናል እና ዘይምለስ ፎቶ ኮፒ ብምትሓዝ ናይ ጨረታ ዝርዝር ሰነድ ብር 50 ብምክፋል ካብ ዕለት 8/11/2017-17/11/2017 ኣፊ ኩሉ ግዜ ኣብ ስራሕ ሰዓት ኣብ ዋና ቤት ፅሕፈትና ICI BU ዕደጋ ቐረብን መምርሒ እንቐረቡ ክዕድጉ ዝክእሉ

3 ጨረታ ዕለት 17/11/2017 ሰዓት 8:00 ተዓፅዩ አብቲ ዕለት ሰዓት 8:30 ናይ ድሕሪ ሰዓት ተጫረቲ ወይም ወከልቶም አብዘለዉዎ ይኽፈት

5 ተጫረቲ ብር 50,000.00 (ሐምሳ ሽሕ) ናይ ጨረታ መኽበሪ (CPO) ዓሺጎም ምስ ጨረታ ከእትዉ ይግባእ::ጥረ ገንዘብን ብፖስታ ዘይተዓሸገ (CPO) ተቐባልነት የብሉን

6 ተጫረቲ ናይ ካሊእ ተጫራታይ ዋጋ ተደሪኮም ዋጋ ምእታዉ አይክእልን

7 ተጫረቲ ዘቕረብዎ ዋጋ ቫት ዝሓወሰ ምዃኑ ክጠቕሱ ይግባእ እንተዘይ ተጠቒሱ ግና እቲ ዘቕረብዎ ዋጋ ቫት ዘይሐወሰ ኾይኑ ይሐስብ

8 ተጫረቲ ናይ ናይ ትራንስፖርት : መፅዐንን መዉረድን ክፍሊት ባዕላቶም ይሽፍኑ

9 ተጫረቲ ጨረታ ካብ ዝሰዓርሉ ዕለት ጀሚሮም ዝሰዓርዎ ንብረት ኣብ ውሽጢ ሐደ ወርሒ ናይ ስራሕ መዓልቲ ከቅርቡ ይግብእ እንተዘይ ኮይኑ ነቲ ጨረታ ዘተሐዝዎ መክበሪ ናብ ትካልና ኣተዊ ኮይኑ ትካል ካልእ መማረፂ ይወስድ

10 ትካልና እቲ ጨረታ ብምሉእ ይኹን ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ንዝበለፀ ሐበሬታ 034442400305/0342400265 ይደወሉ

Backs
Tender Category