- መሳርሒ ፅሐፈት
- ናይ ህንፃ መሳርሒ ኣቑሑት
- መለዋወጢ ኣቅሑት ኤሌክትሪክ
- ኣቁሑት ኤሌክትሮኒክስ
- ኣቅሑት ማሽን
- ኣቅሑት ሳኒተሪ
- ኣቅሑት ፅሬትን
- መለዋወጢ ኣቅሑት መኪና
- ናይ ሕድሕድ ጨረታ ሰነድ መምርሕን ዘይምለስ ብር 50 ብምክፋል ካብ ኮሌጅ ቴክኒክን ሙያን ዓድግራት ደጋፊ ከይዲ ስራሕ ዕዳ/ፋይ/ንብ /ምምሕዳርን ቢሮ ቁፅሪ 03 ምዉሳድ ይከኣል
- ሰነድ ጨረታ እቲ መወዳደሪ ዋጋ ሰነድ ጨረታ ምስቲ ናይ ንግድ ዘፈር ዝተሐደሰ ፍቃድ ንግዲ ዝተሐደሰ መቅረባይነት መለለይ ቁፅሪ ብዝተዓሸጎ ፖስታ ንኡ ተባሂሉ ናብ ዝተዳለወ ናይ ጨረታ ሳንዱቅ ምእታዉ ይክእሉ
- እቲ ጨረታ ጨረታ ካብ ዕለት 24/02/2010 ዓም Â ክሳብ 8/3/2010 ዓም ኣብ አየር ይፀንሕ
- ጨረታ ዝዕፀወሉ 8/3/2010 ሰዓት 4:30 ቅድሚ ቀትሪ ኮይኑ በተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት Â 5:00 ቅድሚ ቐትሪ ይክፈት
- እቲ ኮሌጅ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ
- ዝርዝር መምርሒ ጨረታ ምስቲ ሰነድ ተታሒዙ ስለ ዘሎ ንዝርዝር ጨረታ መምርሒ ካብኡ ምርዳእ ይከኣል
- ንዝድለ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 03 44 45 01 77 ብምድዋል ክሓቱ ይኽእሉ
Backs