ማሕበር ደቂ ኣንስትዩ ትግራይ ናይ መኪና እስፔር ፓርት ኣቑሑት ክትዕድግ ይደሊ
  • Posted Date: ረቡዕ ጥቅምቲ 22, 2010 (over 7 years ago)
  • Closing Date: ዓርቢ ሕዳር 1, 2010 06:00 Afternoon (closed)
  • Bid Bond:
  • location: መቐለ
  • Bid Document Price:
  • Bid Opening Date: ዓርቢ ሕዳር 1, 2010 06:00 Afternoon
  • Vehicle Spare Part/
  • Print
  • Pdf

1 ናይዚ ስራሕ ንግዲ ፈቓድ ዘለዎምን ናይ 2009 ዓ/ም ንግዲ ፈቃድ ዘሐደሱን
2 Â ናይ ዝኣትዉ ዋጋ 2% ብ CPO ከትሕዝ ዝኽእል

3 ተጫረቲ ጨረታ ሰነድ ዝዕደግሉ ካብ ዕለት 22/2/2010 ዓ/ም እስካብ 1/3/2010 ዓ/ም ይኸዉን

5 ናይ ጨረታ ሳንዱቅ ዝዕሸግ ዕለት 1/3/2010 ዓ/ም ልክዕ ሰዓት 6:00 ኾይኑ ዝኽፈተሉ ብተመሳሳሊ ዕለት 1/3/2010 ዓ/ም ሰዓት 8:30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ተወከልቲ ኣብ ዘለዉዎ ኣብ ቀበሌ 15 ዝርከብ ዋና ቤት ፅሕፈትና ዝክፈት ይኸዉን

6 VAT ተመዝገብቲ ዝኾኑ

7 ቤት ፅሕፈትና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

Backs
Tender Category