ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ላዕላይ ማይጨዉ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንስን ምምሕዳርን ንብረትን ንወራዳ ላዕላይ ማይጨዉ ዝተፋላለያ ቤት ፅሕፈታት ግልጋሎት ዝዉዕል ዝተፈለለዩ መለዋወጢ አቁሑ መኪና : ናይ መኪና ጎማ ካላማደርያ ባትርን ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
  • Posted Date: ሓሙስ ጥቅምቲ 16, 2010 (over 7 years ago)
  • Closing Date: ረቡዕ ሕዳር 6, 2010 06:00 Afternoon (closed)
  • Bid Bond:
  • location: ላዕላይ ማይጨዉ
  • Bid Document Price:50.00
  • Bid Opening Date: ረቡዕ ሕዳር 6, 2010 06:00 Afternoon
  • Vehicle Spare Part/
  • Print
  • Pdf

ተጫረቲ ከማልእዎ ዝግባእ

  1. ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለዎ ዓመታዊ ግብሪ ዝከፈለ ን 2009ን 2010 በጀት ዓመት ንግዲ ፍቃድ ዘሐደሰ
  2. ናይ ነጋዳይ መለለዩ ቁፅሪ ቲን ነምበር ዘለዎ
  3. ኣብ መቅረብቲ ዝርዝር ዝተመዝገበ
  4. ቫት ዝተመዝገበን ናይ መስከረም 2010 ዓ ም ሒሳቡ ዘፍለጥሉ ከቅርቡ ዝክእሉ
  5. ልዕል ክብሉ ናይ ዝተጠቀሱ ረቋሕታት መረዳእታ ዋንኡን ሓደ ፎቶ ኮፒኡን Â ከቅርብ ዝክእል
  6. ንጨረታ መክበሪ ንዘይሰዓረ ሹዑ ንሹዑ ዝምለስ ንአቁሑ መለዋወጢ መካይን 5000 ቅርሺ ፣ ንጎማ ካላማዳርያን ባትርን 5000 ቅርሺ ብጥረገንዘብ ወይ ተረጋጊፁ ብዝቀረበ ቼክ ከትሕዙ ዝክእሉ
  7. እቲ ጨረታ ሰዓራይ ምካኑ ምስተገለፀሉ ኣብ ዉሽጢ 5 መዓልቲ ቀሪቡ ዉዕሊ ክኣስር ዝክእል
  8. ተጫረቲ ዝሰዓሮ ንብረት በቲ ዝተወዳደረሉ ዝርዝር ስፐስፊኬሽን መሰረት ካብ ዉዕሊ ዝኣሰረሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ዉሽጢ10 መዓልቲ ናብ ወረዳ ላዕላይ ማይጨዉ ትልምን ፋይናንስን ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረትን ክፍሊ ኣታዊ ክገብር ዝክእል
  9. ሰነድ ጨረታ ዝርከበሉ ቦታ ኣብ ወረዳ ላዕላይ ማይጨዉ ትልምን ፋይናንስን ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረትን ቢሮ ቁፅሪ 17 ማእከላይ ዞባ ምምሕዳር ህንፃ ኣብ ምድሪ ቤተ ይከዉን
  10. ሰነድ ጨረታ 50 ቅርሺ ብምክፋል ኣብ ስራሕ ሰዓት መፂእኩም ምዉሳድ ትክእሉ ምካንኩም ንገልፅ
  11. ተጫረቲ ንሓደ ተቅርብዎ ዋጋ መሊእኩም ብሽምኩም ብዝተዓሸገ ፖስታ ካብ ዕለት 14 ጥቅምቲ 2010 ዓ ም ክሳብ ዕለት 6 ሕዳር 2010 ዓም ሰዓት 3 ፡30 ናይ ንጉሆ ኣብ ናይ መንግስቲ ስራሕ ሰዓት ኣብ ከይዲ ስራሕ ናብ ዝተዳለወ ሳንዱቅ ምእታዉ ትክእሉ
  12. ጨረታ ሳንዱቅ ዝዕፀወሉ 6 ሕዳር 2010 ዓም ሰዓት 3፡30 ናይ ንጉሆ ይከዉን
  13. ጨረታ ሳንዱቅ ዝክፈተሉ 6 ሕዳር 2010 ዓም ሰዓት ሰዓት 4፡00 ናይ ንጉሆ ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኪላቶም ኣብ ዝተረከብሉ ኣብ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረት ይከዉን ።ኩሉ መዐቀኒ አማሊኡ ብዘይለዉሉ ንክክፈተሎም ዘመልከቱ ምትእንጋድ ከምዝከኣል ንገልፅ
  14. ቤት ፅሕፈትና መማራፂ እንተረኪቡ እቲ ጨረታ ብክፋል ይኩን ብሙሉአ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ
  15. 20 ሚኢታዊ ምቅናስ ወይዉን ምዉሳክ ከምዝከኣል ክፈልጥ ይግባእ

ንዝበለፀ ሓበሬታ ብቁፅሪ ስልኪ 0347753263 ብምድዋል ምሕታት ይካአል

Backs
Tender Category