ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ክፍለ ከተማ ሰሜን ኣብ ክፍለ ከተማና ንዝርከባ አብያተ ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ሕትመት ግልጋሎትን ን ናይ ግሪነሪ ግልጋሎትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ግልጋሎት ክረክብ ይደሊ

1 ናይ ዘመኑ ግብሪ ዝኸፈሉ ናይ 2010 ዓ/ም ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቃድ Tin /ቲን ኣብ መቕረብቲ ዝተመዝገብሉ ናይ መቅረባይ መረጋገፂ ሕጋዊ ማሕተም አብ ሕድሕድ ፖስታን ጨረታ ሰነድን ገይሩ ዘቕርብ::

2 ናይ ነሓሰ 2009 ዓም ቫት ሪፖርት ከቅርብ ዝክእለ ንቫት ተመዝገብቲ

3 በዚ መሰረት ዝተዳለወ ሰነድ ጨረታ ካብ ቤት ፅሕፈትና ት/ፋ/ክ/ከ ሰሜን ዘይመለስ ብር 50.00Â Â በምኽፋል ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት ጀሚሩ ሰነድ ምግዛእ ይካኣል::

4 ናይ ጨረታ መኽበሪ (ሲፒኦ) ናይ ሕትመት ግልጋሎት 3000 ብር ናይ ግሪነሪ ግልጋሎት 5000 ብር ከትሕዝ ዝክእል /ትኽእል::

5 ጨረታ አብ አየር ዝፀንሐሉ እዋን ካብ ዕለት 7/02/2010 ዓ/ም ክሳብ 22/2/2010 ዓ/ም ከይኑ ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 7/07/2008 ዓ/ም ሰዓት 3:30 ናይ ቅድሚ ሰዓት ተዓፅዩ ዕለት 22/2/2010 ዓ/ም ሰዓት 4:00 ቅደሚ ሰዓት አብቲ ቅድሚ ተጫረቲ ወይድማ ሕጋዊ ወኪላት አብ ዘለዉዎ ይኽፈት

6 ሰዓራይ ምስተነፀረ አብ ዉሽጢ 5መዓልቲ ዉዕሊ ክኣስር ዝክእል

7 ቤት ፅሕፈትና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ብሙሉእ ይኹን ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

8 ኣብ ጨረታ ሰነድ ዝኮነይኩን ፅሑፍ ምፅሐፍ ኣይፍቀድን

9 ናይ ጨረታ ሰነድ ፋይናንሻልን አርጅናልን ፎቶኮፒን በበየኑ ብዝተዓሸገ ፖስታ ከቅርብ ዝክእል

10 ናይ ጨረታ ሰነድ ቴክኒካል አርጅናልን ፎቶኮፒን በበየኑ ብዝተዓሸገ ፖስታ ከቅርብ ዝክእል

10 ኣድራሻና ንተወሳኪ ሐበሬታ ኣድራሻና 05 ዒላላ 1ይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ሕልፍ ኢልካ ወይ ድማ ካብ ደምቦስኮ ንምዕራብ ምፅእ ኢልካ እንትከዉን መከለኪያ ዝነበሮዎ ፎቅ G+1 ቁፅሪ 11 ንርከብ::

11 ንተወሲካ ሐበሬታ ብስልኪ 0344417910 ደዉልካ መብርሂ ምሕታት ትኽእሉ::

12 ናይ ጨረታ መዕፀዉን መኽፈት ንበዓል እንተዊዒሉ አብ ዝቕፅል ናይ ስራሕ መዓልቲ ይኸዉን ::

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
  • ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (58)
    • ኮንስትራክሽን (1047)
      • ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4461)
        • ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (256)
          • ሕርሻ (508)
            • ህንፃ መሳርሒ (7192)
              • ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1689)
                • ምምካር (180)
                  • ትምህርቲን ስልጠና (199)
                    • ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1830)
                      • ምግብን መስተን (514)
                        • እግድ (40)
                          • ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (77)
                            • ፈርኒቸር (1283)
                              • ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
                                • ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
                                  • ጥዕና (266)
                                    • ናገዛ ኣቁሑት (87)
                                      • ኢንሹራንስ (4)
                                        • ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (288)
                                          • መሬትን ሊዝን (59)
                                            • ፅገና (833)
                                              • ናይ ሕክምና ኣቁሑት (426)
                                                • መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
                                                  • ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (2985)
                                                    • መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
                                                      • ምስሊን ቀረፃን (23)
                                                        • ስራሕቲ ሕትመት (1658)
                                                          • ስራሕቲ ምልላይ (83)
                                                            • ክራይ (737)
                                                              • መሸጣ (1182)
                                                                • ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (93)
                                                                  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8589)
                                                                    • ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (360)
                                                                      • መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
                                                                        • ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (831)
                                                                          • ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (360)
                                                                            • ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (578)
                                                                              • መኽዝን (33)
                                                                                • ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (237)
                                                                                  • ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (267)
                                                                                    s