ፍሉይ 2ብርኪ ቤት ትምህርቲ ቃላሚኖ ንብረታት ኤሌክትሮኒክስ ማለት እዉን ኮምፒተራት: ፕሪንተራት: እሰካነር :ድጂታል ካሜራን :ፎቶ ኮፒ መሽን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

1 ናይ 2009 ዓም ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቃድን ቲን ናምብር ኮፒ ከቅርብ ዝክእል

2 ናይ 2009 ዓም መቅረባይነት ምዝገባን ናይ መስከረም ወርሒ 2010 ዓም ዲክለራስዩን ቫት /ቲኦቲ/ ዝተመዝገበ ምካኑ ከቅርብ ዝክእል
3 እዚ ጨረታ ስዒርካ ምስ ተብሃለ ኣብ ዉሽጢ 3ተ ማዕልቲ ዉዕሊ ክኣስር 5 /ሓሙሽተ/ መዓልቲ ከቅርብ ዝክእል

4 እቲ ንብረት ብዝስዕሮ መጠንን ዓይነትን ብናይ ባዕሉ መጎጎዓዝያ ከቅርብ ዝክእል

5 ብኢትዩጰያ ብሔራዊ ባንኪ ካብ ዝተፈቀደሎም ዝተፈለጡ ባንክታት ዝዉሃብ ኣብ ኩነታት ዘይተመስረተ ዉሕስና ባንኪ ብባንኪ ዝተረጋገፀ ስፒኦ መጠን 10,000 ዉሕስና ንሕድሕድ ዝተጠቀሰ ንበረት ከትሕዝ ዝክእል

6 እቲ ጨረታ ሰነድ ካብቲ ዝወፀሉ ዕለት ኣትሒዙ ኣብ ቢሮ ቁፅሪ 25 አብ ስራ ሰዓት ማለት ድማ ካብ ሰዓት ንጉሆ 2:00 እስካብ 6:00 ሰዓት ድሕሪ ሰዓት ካብ 8:00 እስከብ 11:00 ዘይምለስ ብር 100 ብምክፋል ክወስዱ ይክእሉ

7 እቲ ጨረታ ምስ ሙሉእ ናይ ትካሎም ማህተምን ሽምን ፊርማን ይጠቀሙ

8 ቤት ትምህርትና 20% ናይቲ ንብረት ምቅናስን ምዉሳክን ይክእል እዩ

9 ቤት ትምህርትና እቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

11 ጨረታ ሰነድ ዝወፀሉ ዕለት 6/2/2010 ኮይኑ ጨረታ ዝክፈተሉ ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም አብ ዝተረከብሉ 16/2/2010 ዓም ሰዓት 3:30 ተዓፅዩ 4:00 ይከፈት ነገር ግን እቲ ጨረታ ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ብዘይምርካቦም ምክንያት ጨረታ ካብ ምክያድ ዝክልክል ነገር አይህሉን

12 ንዝርዝር ሙሉ ሐበሬታ ዝምልከት ናብ ቤት ትምህርትና ብምምፃእ ዠተቐመጠ እስፐስሲፊኬሽን ክወስዱ ከምዝክእሉ ንሕብር

ንዝበለፀ ሐበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0914003441Â

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
  • ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (58)
    • ኮንስትራክሽን (1048)
      • ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4463)
        • ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (256)
          • ሕርሻ (512)
            • ህንፃ መሳርሒ (7194)
              • ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1689)
                • ምምካር (180)
                  • ትምህርቲን ስልጠና (199)
                    • ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1832)
                      • ምግብን መስተን (515)
                        • እግድ (40)
                          • ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (77)
                            • ፈርኒቸር (1283)
                              • ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
                                • ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
                                  • ጥዕና (266)
                                    • ናገዛ ኣቁሑት (88)
                                      • ኢንሹራንስ (4)
                                        • ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (288)
                                          • መሬትን ሊዝን (59)
                                            • ፅገና (833)
                                              • ናይ ሕክምና ኣቁሑት (426)
                                                • መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
                                                  • ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (2986)
                                                    • መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
                                                      • ምስሊን ቀረፃን (23)
                                                        • ስራሕቲ ሕትመት (1658)
                                                          • ስራሕቲ ምልላይ (83)
                                                            • ክራይ (741)
                                                              • መሸጣ (1182)
                                                                • ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (94)
                                                                  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8593)
                                                                    • ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (361)
                                                                      • መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
                                                                        • ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (832)
                                                                          • ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (360)
                                                                            • ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (579)
                                                                              • መኽዝን (33)
                                                                                • ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (237)
                                                                                  • ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (267)
                                                                                    s