ማሕበር ኣክስዩን ማይክሮ ፋይናንስ አደዳይ ንቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕሉ ቋሚ ንብረት (ኤሌክትሮኒክስ) ካብ ሕጋዊያን ነጋዶ ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
  • Posted Date: ዓርቢ መስከረም 26, 2010 (over 7 years ago)
  • Closing Date: ዓርቢ ጥቅምቲ 3, 2010 06:00 Afternoon (closed)
  • Bid Bond:
  • location: መቐለ
  • Bid Document Price:50.00
  • Bid Opening Date: ዓርቢ ጥቅምቲ 3, 2010 06:00 Afternoon
  • Electronic Equipment & Accessories/
  • Print
  • Pdf
  1. ሕጋዊ ፈቃድ ዘለኩምን ናይ 2009 ዓ/ም ግብሪ ከፊልኩም ንግዲ ፍቃድ ዘሐደስኩም
  2. Tin Number ተመዝገብቲ ዝኮኑ
  3. ብዝወፀ ዝርዝር /ስፔስፊኬሽን/ መሰረት ክተቕርቡ ትክእሉ
  4. ሰዓራይን ዝሰዓሮ ንብረት ኣብ ዉሽጢ 5 መዓልቲ ዉዕሊ ኣሲሩ ኣብ ዉሽጢ 10 መዓልቲ ከቅርብ ዝክእል
  5. ናይ ወርሒ ሐምለ 2009 ዓም ዲክሌሪስዩን ከቅርብ ዝክእል
  6. ጨረታ ሰነድ ብር 50.00 /ሓምሳ ብር/ ከፊሉ ክዕድግ ዝክእል
  7. ጨረታ መክበሪ 2% ቅድሚ ጨረታ ምክፋቱ ከትሕዝ ንዝስዓሮ ንብረት 5% ዉዕሊ መክበረ ብጥረ ገንዘብ ወይ ስፒኦ ከትሕዝ ዝክእል
  8. ጨረታ ሰነድ ዝሽየጠሉ ካብ ዕለት 05/10/2017 ዓም ኣ.ፈ ካብ ቤት ፅሕፈት ኣደዳይ ማይክሮ ፋይናንስ ኣብ ቤት ፅሕፈት ማሕበር ደቂ ኣንስትዩ ትግራይ ሳልሳይ ደብሪ ክዕድግ ዝክእል
  9. ጨረታ ሳንዱቅ ዝዕሸገሉ ዕለት 13/10/2017 ኣፈ ሰዓት 6:00 ኮይኑ
  10. ጨረታ ሳንዱቅ ዝክፈተሉ ዕለት 13/10/2017 ኣፈ ሰዓት 9:30 ድሕሪ ሰዓት ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ተወከልቲ ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት
  11. ቤት ፅሕፈትና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኹን ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ
Backs
Tender Category