ቢሮ ሕርሻን ገጠርን ልምዓትን ክልል ትግራይ ንሓደ ዓመት ዝፀንሕ ናይ ዝተፈላለዮ ግልጋሎት አወዳዲሩ ንዓመት ዉዕሊ ክኣስር ይደሊ

ሎት 1 ናይ ተሽከርከርቲ ናይ ፅገና

ሎት 2 ናይ ፎቶኮፒ ዓመታዊ ግልጋሎት

ሎት 3 ናይ ዝተፈላለዮ ዓይነት ኤለክትሮኒክስ ዓመታዊ ፅገና

ሎት 4 ሕትመት ዓመታዊ ዉዕሊ

ተጫረቲ ከማልእዎም ዝግብኡ ረቃሕታት

1 ዝምልከተኩም ኣካልት ዘይምለስ 100 ቅርሺ ብሽም ቢሮ ሕርሻን ገጠር ልምዓት ክልል ትግራይ ኣብ ባንኪ ንግዲ ኢትየጰያ ቁፅሪ ሒሳብ ባንኪ 1000012030839 አታዊ ገይርኩም ቅበሊት ሒዝኩም ብምቅራብ ሰነድ ጨረታ ምዉሳድ ትክእሉ

2 Â እቲ ጨረታ መስከረም 10 2010 ዓም ንጉሆ ሰዓት 3:30 ተዓፅዮ ሹዑ ንሹዑ ይክፈት

3 ናይዚ ዘበን ዝተሐደሰ ፍቃድ ንግዲ መለለይ ካፋሊ ግብሪ ቲን ናምበርን ተወሳኪ እሴት ታክስን ወረቀት ምስክር ናይ ዝሐለፈ ወርሒ ሒሳብ ዘርአክምሉ መረዳአታ

4 ናይ መቅረባይነት ምዝጋባ መለለይ መረዳእታ ቅዳሕ ምቅራብ የድሊ

6 ቢሮና ዝሐሸ መማረፂ እነተረኪቡ እቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ንተወሳኪ ሐበሬታ 0344403663

Backs
Tender Category