ን 2ይ ግዜ ዝወፀ ምልክታ ግለፂ ጨረታ
ማእኸል ምርምር ሜካናይዜሽን ሕርሻ ኢነርጂ ገፀርን መቐለ ናይ መኪና ታክሲ ሚኒባስ ክራይ ግልጋሎት ሰርቪስ ንምሃብ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክካረ ይደሊ ::
በዚ መሰረት ተወዳደርቲ ክተማልእዎ ዝግባእ ረቆሓ::
1 ሕጋዊ ንግዲ ፍቓድ ዘለዎ ናይዚ ዘበን ዚ ግብሪ መንግስቲ ዝኸፈሉ ንግዲ ፈቓዶም ዘሐደሱ ቲን ቑፅሪ ዘለዎም ቫት ዝተመዝገቡ ምኻኖም መረዳእታ ዘቕርቡን ናይ ወርሒ ጥቅምቲ 2007 ዓ/ም ናይ ዲክለር ዝተገበሮ መረዳእታ ኣብ ጨረታ ሰነድ ክተሐሐዝ አለዎ::
2 ናይ ጨረታ መኽበሪ ቢድ ቦንድ ብስም ማእኸል ምርምር ሜካናይዜሽን ሕርሻ ኢነርጂ ገፀርን መቐለ ዘተሰርሐ 3,000 .00 (ሰለስተ ሽሕ) ብስፒኦ ከትሕዙ ዝኽእሉን ኦርጅናልን ኮፒን ናይ ጨረታ ዶክመንት ብሽምዒ ብዝተአሸገ ፖስታ ከቐርቡ ዝኽእሉ::
3 ተጫራታይ ናይ ጨረታ ዶክመንት ካብ ዕለት 27/ 04 / 2007 ዓ/ም ጀሚሩ አብ ማአከል ምርምር ሜካናይዜሽን ሕርሻ ኢነርጂ ገፀርን መቐለ ቢሮ ቁፅሪ 04 ብምምፃእ ዘይምለስ ብር 20 / ዕስራ ብር / ብምኽፋል ዝተዳለወ ናይ ጨረታ ዶክመንት ክሳብ ዕለት 13/ 04 /2007 ዓም ሰዓት 8:00 አብ ዘሎ እዋን ኣብ ስራሕ ሰዓት ነዚ ተባሂሉ ኣብ ዝተዳለወ ጨረታ ሳንዱቕ ምእታዉ ይኸኣል ::
4 አብ ዝቐረበ ናይ ጨረታ ዶክመንት አብሕድሕድ ሰነድ ፊርማን ማህተምን ናይቲ ትካል ክህልዎ
አለዎ::
5 እቲ ጨረታ ዕለት 13 /05 /2007 ዓም ሰዓት 8:00 ተዓፅዩ አብቲ ዕለት ሰዓት 8:30 ተጫረቲ ባዕሎም ወይም ሕጋዊ ወኪሎም አብዝተረኸበሉ ይኽፈት::
6 ጨረታ ሰዓራይ ምስተፈለጠ ዉዕሊ መኽበሪ 10 % ብምትሐዝ ካብ ዝአትወሉ ዉዕሊ እዋን ጀሚሩ ኣብ ዉሽጢ 5 መዓልቲ ንብረት አታዊ ይገብር::
7 ማእኸል ምርምር ሜካናይዜሽን ሕርሻ ኢነርጂ ገፀርን መቐለ ዝካረዩ መኪና ብባዓል ሞያ ተረጋጊፁ ሽግር አለዎ ኢሉ ማእከልና እንተአሚነሉ ዉዕሊ ምቁራፅ ይኽእል::
8 ተጫራታይ ግልፂ አብ ዘይኾነሎም ነጥብታት መብርሂ ወይ መመሓየሺ ሕቶ ከቕርቡ ዝኽእሉ ጨረታ ዝክፈተሉ እዋን ቕድሚ ምብፅሑ ይኸዉን ::
9 እቲ ቢሮ ዝሐሸ መማረፂ እንተረኺቡ ብኽፋል ይኹን ብሙሉእ ነቲ ጨረታ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ ::
ንተወሳኪ ሓበሬታ ስልኪ .ቑ 034-- 440 23 -85 / 034 - 440 -30 -22 ምሕታት ይከኣል ::
ማእኸል ምርምር ሜካናይዜሽን ሕርሻ ኢነርጂ ገፀርን መቐለ
ኣድራሻ እንዳየሱስ ድሕሪ አይናለም
Backs