ዉቅሮ ጠቅለላ ሆስፒታል ደጋፊ ከይዲ ስራሕ ዕዳጋ ፋይናንስን ንብረት ምምሕዳርን ንሆስፒታል ዉቅሮ ሕሙማት ምግቢ ዝወዕል ጣፍ: ስጋ :ኣስቤዛ : ሸቀጣ ሸቀጥን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ታሕሳስ 20, 2009 (ልዕሊ 9 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ጥሪ 1, 2009 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 5000.00
  • ቦታ: ዉቅሮ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 30.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሶኒ ጥሪ 1, 2009 06:00 ደ/ሰዓት
  • ኣቅርቦት ምግቢ
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

1 ዝተሐደሰ ሕጋዊ ንግዲ ስራሕ ፍቃድ መረዳእታ ዘቅርቡ

2 ብቢሮ ኤጀንሲ ልምዓት እቶት ናይ ግብሪ ከፈልቲ መለለዩ ካርድ ቲን ዝተመዝገቡ ምካኖም መረዳእታ ዘቅርቡ

3 ኣብ ቢሮ ትልምን ፋይናንስን ኣብ መቅርባይነት ዝርዝር ዝተመዝገቡ ምካኖም መረዳእታ ዘቅርቡ

4 ንመንግስቲ 2% with holding ክከፍሉ ዝክእሉ

5 እቲ ጨረታ ተመሊኡ ዝቀርበሉ ከብ ዕለት 17/4/2009 ዓ/ም ክሳብ 1/05/2009 ዓ/ም ይኸዉን

6 ጨረታ ዝክፈተሉ ዕለት 1/05/2009 ዓ/ም ሰዓት 4:00 ተዓፅዩ በቲ ዝተጠቀሰ ዕለትን ሰዓትን 4:30 ይክፈት

7Â ተጫራታይ ናይ ኣስቤዛ ዝምልከት ናይ ኣትክልትን ፍራምረን : ሸቀጣሸቀጥ ዝምልከት ናይ ሸቀጣሸቀጥ : ስጋ ዝምልከት ናይ ስጋ : ጣፍ ምልከት ናይ እክሊ ንግዲ ፍቃድን ከቅርብ ዝክእል

8 ሰነድ ጨረታ ካብ ደ/ከ/ስራሕ /ዕዳ/ ፋይ/ ንብ ምምሕዳርን ቢሮ ቁፅሪ 1 ብር 30 ከፊልካ ምዉሳድ ይከኣልን

9 ተጫረቲ ጠቅላላ ዋጋ 10% ናይቲ ጠቅላላ ዋጋ ዉዕሊ መክበሪ ብዝተረጋገፀ ቼክ ወይ ብጥረ ገንዝብ ከትሕዙ ግዴታ አለዎም ከትሕዝ ዝክእልን ምካኑ ፈሊጡ ዝወዳደር

10 ጨረታ ዘሸነፈ ክሳብ ሰነ 30/2008 ዓ/ም በቲ ዝሰዓሮ ዋጋ ከቅርብ ዉዕሊ ክአሰር ዝክእል

11 ተጫረትቲ ብናይ ባዕሎም መራገፍን መፅዓንን ከምኡ እዉን ትራንስፖርት ናብ ቤት ፅሕፈትና ስቶር ከቅርቡ ዝክእሉ ምካኖም

12 ሰዓራይ ኣብ ዝቀርብ ዓይነት ምግቢ/ ኣስቤዛ /ሸ /ሸቀጥ ብናይ ቤት ፅሕፈት ትእዛዝ ኣብ ዝተደለየ ግዜን በዝሕን ከቅርብ ዝክእል

13 ተጫረትቲ ንጨረታ መክበሪ ብር 5000 ሓሙሽተ ሽሕ ብር ብጥረ ገንዘብ ብባንኪ ዝተረጋገፀ ስፒኦ ከትሕዝ ዝክእል

14 እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሐሸ ኣማራፂ እንተረኪቡ ብክፋል ይኩን ብመሉእ እቲ ጨረታ ናይ ምስራዝ መሰሉ ሕሉዉ እዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0344430057 ደዊልካ ሐበሬታ ምርካብ ይከኣልÂ

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
  • ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (58)
    • ኮንስትራክሽን (1047)
      • ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4461)
        • ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (256)
          • ሕርሻ (508)
            • ህንፃ መሳርሒ (7192)
              • ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1689)
                • ምምካር (180)
                  • ትምህርቲን ስልጠና (199)
                    • ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1830)
                      • ምግብን መስተን (514)
                        • እግድ (40)
                          • ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (77)
                            • ፈርኒቸር (1283)
                              • ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
                                • ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
                                  • ጥዕና (266)
                                    • ናገዛ ኣቁሑት (87)
                                      • ኢንሹራንስ (4)
                                        • ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (288)
                                          • መሬትን ሊዝን (59)
                                            • ፅገና (833)
                                              • ናይ ሕክምና ኣቁሑት (426)
                                                • መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
                                                  • ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (2985)
                                                    • መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
                                                      • ምስሊን ቀረፃን (23)
                                                        • ስራሕቲ ሕትመት (1658)
                                                          • ስራሕቲ ምልላይ (83)
                                                            • ክራይ (737)
                                                              • መሸጣ (1182)
                                                                • ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (93)
                                                                  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8589)
                                                                    • ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (360)
                                                                      • መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
                                                                        • ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (831)
                                                                          • ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (360)
                                                                            • ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (578)
                                                                              • መኽዝን (33)
                                                                                • ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (237)
                                                                                  • ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (267)
                                                                                    s