- አብቲ ግልፂ ጨረታ ዝተጠቐሰ ሞዴል/ Specification/ ምስራዝ አይካአልን
- ሕጋዊ ንግዲ ፍቓድ ብናይ ማይ ተንከፍ ስራሕቲ ደረጃ 9 ዘለዎን ኮይኑ እቲ ተታሒዙ ዘሎ ስፐስፊኬሽን ብድምር ኩዒቱ መሊኡ ከረክብ ዝክእልን በቲ ዝተመልአ ዋጋ ድማ አብ ተን ዝተነፀራ ጣብያታት ቁሸታት ከስርሕ ዝክእል
- እዚ ግለፂ ጨረታ ተጫራታይ ወይ ሕጋዊ ወኪሎም ኣብዘለዎ ይኽፈት በቲ ዝተባሃለ እዋንን ቦታን እንድሕር ዘይተረኺቡ ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኪላቶም ኣብዘይለዉሉ ዝኽፈት ምኻኑ::
- ንሐደ ደኩመንተ ዘይምለሰ ብር 100 /ሐደ ምኢቲ/ ከፊሉ እቲጨረታሰነድካብÂ ቤ/ ፅሕፈትናእቶት ኤጀንሲ ወረዳ ቆላ ተምቤን ክፍሊት ብምክፋል ካብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ቆላ ተምቤን ብምዉሳድ ዝቐረበሉ ዋጋ ብምምላእ እቲ
- ሰነድ ዝሽወጠሉ እዋን ካብ ዕለት 26/03/2009 ዓ/ምÂ ክሳብ 18/04/ 2009 ዓ/ም ኮይኑ ዋንኡን ኮፒኡነÂ ብሰምዒ ወይ ዝጠንከረ መጣበቂ ተዓሺጉ ብዝተዓሸገ ኢንቨሎፕ ክልተ ኮፒ ሓደ ኦርጅናል ብምምፃእ ነዚተባሂሉ ዝተዳለወ ናይጨረታ ሳፁን ምእታዉ ይከኣል
- ጨረታ ሳንዱቅ ዝዕሸገሉ ዕለት 18/04/2009 ዓ/ም ሰዓት 4:30 ኮይኑ በዚ ዕለትሰዓት 5:00Â ቅድሚ ሰዓት ይኽፈት መክፈቲ ቦታኣብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ቆላ ተምቤን ይከዉን
- ተጫረትቲ ቅድሚ ጨረታ ምኽፋቱ መኽበሪ ጨረታ ዝኽዉን ብር 10000/ ዓሰርተ ሽሕ ብር/ ብ CPO ጥራሕ ከትሕዝ ዝክእል ::
- እቲ ግለፂ ጨረታ ናይ በዓለ ዋና ማህተምን ፊርማን ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ክህልዎ አለዎ
- እዚ ግልፂ ጨረታ ቤ/ፅ ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ብሙሉእ ይኹን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወእዩ
- አድላይ ኮይኑ ኣብ ዝተረከበሉ ግዜ ካብ ጠቅለላላ ዋጋ 20% ናይ ምዉሳክ ወይ ምቅናስ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ
- ናይ 2009 ዓም ንግዲ ፍቓድ ዘሐደሰን
- ሰዓራይ ምስ ተፈለጠ ኣብ ዉሽጢ 5 መዓልቲ ዉዕሊ ክኣስር ዝክእል
- ናይ ግብሪ ከፈልቲ መለለይ ቁፅሪÂ /ቲን ካርድ /Â ዘለዎን ናይ መቅረባይነት መረዳአታ ከቕርብ ዝኽእልን ቫተ ዝተመዝገበን እዋናዊ ዲክለረሽን መረዳአታ ከቕርብ ዝኽእል::
ንተወሳኺ ሓበሬታ ስ.ቁÂ Â Â 0344460052
Â
Backs