ተቁ | ዝርዝ ዝሕተም | መዓቀኒ | በዝሒ | መብረሂ |
1 | ብርጅስቶን ጎማ | ቁፅረ | 15 | 7.5x16 |
Â
በዚ መሰረት አብዚ ዉድድር ክትሳተፉ እትደሊዩ ተወዳደርቲ
- ናይ ዘመኑ ንግዲ ፍቓድ ዘሐደሱ::
- ናይ ግብሪ ከፋልነት መፍለይ ቑፅሪ (TIN NO) መረዳእታ ከቕርቡ ዝኽእሉ::
- ናይ ቫት ዝተመዝገብሉ መረዳእታ ከቕርቡ ዝኽእሉ::
- ናይ መቕረባይነት ምዝገባ መረዳአታ ከቕርቡ ዝኽእል::
- ናይ ጨረታ መኽበሪ ቢድቦንድ 5000 /ሓሙሽተ ሽሕ/ ብቤት ፅሕፈት ማሕበር ልምዓት ትግራይ ሽም ብ CPO ከትሕዙ ዝኽእሉ::
- ዝርዝር ናይ ጨረታ ሰነድ 20 (ዒስራ ብር) ብምኽፋል ካብ ማ.ል.ት ቤ/ፅሕፈት ቑፅሪ 425 ክወስዱ ይኽእሉ::
- ተጫረቲ ናይ ጨረታ ሰነድ ን ቢድቦንድን ማሕተም ገይሮም ብኢንቨሎፕ ብምእሻግ ኣብ ናይ ስራሕ ሰዓት ካብ 20 ሕዳር 2009 ዓ/ም ክሳብ 5 ታሕሳስ 2009 ዓ/ም ስዓት 8:30Â ኣብ ቤት ፅሕፈትና ቁፅሪ 420 ኮሪደር ዝርከብ ናይ ጨረታ ሳፁን ቀፅሪ 1 ኣታዊ ክገብር ይግባእ::
- ናይቲ ኣቅሓ ዝርዝር ድሌት መግለፂ ቤት ፅሕፈትና ካብ ዘቅርቦ ናይ ዋጋ መቅረቢ ቅጥዒ ወፃኢ ዋጋ መሊኡ ዘቅርብ ተቐባልነት ይብሉን
- እቲ ጨረታ 5 ተሕሳስ 2009 ዓ/ም ሰዓት 8:30 ተዓፅዩ ሰዓት 9:00 ድሕሪ ቐትሪ ኣብ ኣድራሻ ኩሎም ተጫረቲ ወይ ድማ ሕጋዊ ወኪላቶም ኣብዝተረኸብሉ ይኽፈት ::
- ሰዓራይ ምስዓሩ ምስተገለፀሉ ኣብ ዉሽጢ 5 መዓልቲ ክእቱ ዝክእል
- ቤት ፅሕፈትና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኺቡ ብኽፋል ይኹን ብሙሉእ እቲ ጨረታ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ
- ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስልኪ ቑፅሪ 0344406944 ምድዋል ይከአል እዩ:;
Backs